Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ኣኤናኦን!

ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም፡ ብመጀመርያ ንኣኻትኩም ንኣሰናዳእትን ኣቕረብትን ልሳን ድምጺ ውጹዓት ራድዮ ኣሰና፡ ርሑስ ልደተ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክሩስቶስን ዓመተ ሓርነትን ፍትሕን ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣውን ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሓየለ፡ ነታ ኣብ ክሳድ መላኺ ኣትያ ዘላ ዑቘት (ገመድ)...

View Article


ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና

ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና “ሃገርና ከይትበርስ፥ ህዝብና ከይጸንት : ንለዓል ! ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከነካይዶ ዝጸናሕና ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 19 ጥቅምቲ ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ...

View Article


ትዕዝብተይ፥

ትዕዝብተይ፥ ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ከመይ ቀኒኹም? ሰላም። ትዕዝብትኹም ከም ትዕዝብተይ እንተኾይኑ ዕብየትን ተባሃጊነትን ኣሰና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ብሃንደበት ወይ ድማ ብዕድል ዝመጸ ምዕባለ ከምዘይኮነ ንኹሉ ብሩህ ይመስለኒ። ምህርቲ ናይቲ ብቅንዕና ንሃገርን ንህዝብን ምግልጋል ጥራይ...

View Article

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ...

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ መሪሕ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ኤርትራውያን ዜጋታትን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ መሰልን ህላዌን ሕቶ መፍትሒ ንኽረኽብሉ ኣብዚ ሰሙን እዚ ስምረት...

View Article

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት ካበይ ናበይ!

ዓለም-ለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት፣ ሎሚ አብ ድያስፖራ ኣበየከተማኡ ዝርአ ዘሎ ደያቢ ናይ ናጻ-ህዝቢ (አብ ፖለቲካውያን ውድባት ዘይተወደቡ) ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኢዩ። ንምጥቃሱ ክጥዕመልና መታን ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንተበልና ተመራጺ እመስለኒ። ኣውራ ግና ብዛዕባ‘ዚ ምንቅስቓስ‘ዚ ግቡእ ግንዛቤ ምግባር ንዅሉ...

View Article


ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ –መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ”

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ቀዳማይ ክፋል መእተዊ       ደቅ-ሰብ መሰረት ባህርያት ህይወትና ካብ ዕሸልነትና ዘሰንየና ስነ-ምግብራዊ ኣተዓባብ’ዩ ዝውስኖ። ሃካያት ዲና ህርኩታት፣በቃቓት ዲና...

View Article

ኣዝመራ ከም ዘሎ ንዘበሰርካኒ!

ንኣይን ንኣኻትኩምን መታን ክጥዕመና ብዓረር ጠላማት ዝሓለፈ ጅግና ስድራኡ ንምእላይ ንፈጽም ሕድርና ነዚ ረሳሕ ገንዘብ ዘምጽኦ ረሃጽና ኣይንማታኣሉ ንዘርግሕ ኣእዳውና! ሃየ’ወ ነወፊ ከምቲ ዝተለምደ ጅግና’ኳ ብዓረር በጃና ዝኸደ ክንገብሮ ንኽእል በቲ ዝወሓደ ስድራኡ ምሕብሓብ’ዩ ሎሚ ናትና ግደ! ስቓይን መከራን ከብቅዕ...

View Article

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” –ካልኣይ ክፋል

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ካልኣይ ክፋል   ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እንታይነት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል ብርጅዋ እትፍለጥ) ገሊጸ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ከኣ ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ...

View Article


ድሮ ዓመትካ ቀሪቡ! ኣንታ ስዉእ ወዲ ዓሊ!

ድሮ ዓመትካ ቀሪቡ! ኣንታ ስዉእ ወዲ ዓሊ! ከይረኸብና ኣሰርካ ስዒቡ ንገፋዕቲ ዝኣሊ  ግዳይ ገፋዕቲ ኮይኑ ህዝቢ ስኢኑ መጽለሊ ስኢኑ ጭርናዕ ህዝቢ ሰስ መበሊ ሃጽ ይብል ኣሎ መንእሰይ ዘላሊ   … more

View Article


ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን?

ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን? ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም `2013 ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክዋድራት ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ምምዕባል እምባትካላ ኣኼባ ከም ዘካየዱ ብመራኸብታት ብዙሓን ኤርትራ ተቓሊሑ ምንባሩ ኣይርሳዕን...

View Article

ዽሙቕን ዑዉትን ናይ ሓድሽ ዓመት ባህላዊ ምሸት ብኤርትራዊ ማሕበረሰብ ከሎንን ከባቢአን ።

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ከምቲ ኩሉ ግዜ ዓመት ዓመት ዝግበር ሎሚ ዓመት ኸኣ ፍልይ ብዝብል ኣገባብ ማለት ባህላውያን ደረፍቲ ፣ ቡዙሓት ነባራት ተቓለስትን ተጋደልቲን ፣ ኣዚዮም ቡዙሓት መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ኣብ ከሎን ( köln) ክሳብ ሕላፍ ለይቲ ብዋዛን ቁምነገርን ዕላላት ዝተሰነየ ባህላዊ ምሸት ብዓቢ ዓወት ተዛዚሙ...

View Article

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” –ብ ጽገወይኒ...

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ሳልስይን ክፋልን መወዳእታን _________________________________________________________ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝወጸ ጽሑፋተይ እንታይነት ጓል...

View Article

ትዕዝብተይ፣ መልሲ ንርእይቶታት ኣንበብቲ!

መልሲ ንርእይቶታት ኣንበብቲ! ብመጀምርያ ንኹሉኹም ኣብ ትሕቲ እታ “ትዕዝብተይ” ዘርእስታ ጽሕፍቲ ዝነቐፍኩምን ዘተባባዕኩምን ኣሕዋት ኤርትራውያን ልባዊ ምስጋናይ ከቕርበልኩም እፈቱ። ብፍላይ ድማ ንሓው ወዲ ማይተመናይ ብልቢ ከመስግኖ እደሊ። ምኽንያቱ፡ ነዚ ኣብ ቋንቋና ዘሎኒ ድሩት ኣፍልጦ ንምድራዕ እትሕግዘኒ መጽሓፍ...

View Article


ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ –ራብዓይ ክፋል

ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ  ዘፈር ጠጢዓ ራብዓይ ክፋል ኑራ ሑሴን ኣብ ሳልሰይቲ ክፋል፡ ኢሳይያስ ነቲ ብምሉእ ዕግበትን ብልዑል ወኒ ዓጢቑ ዝተቓለሰሉ ድርብ ዕላማታቱ ከዐውት ንልዕሊ 40 ዓመታት ብኣድራጋ ክዓዪ ከምዝጸንሐን፡ ዳርጋ’ውን ናብ መፈጸምትኡ ከም ዝተገማገመን ርኢና። መግዛእቲ ኢትዮጵያ ይኹን...

View Article

እታ ጉዋ ጉዋ ኢያ፡ እታ ምድሪ ካኣ መስያ ኢያ።

      እታ ጉዋ ጉዋ ኢያ፡              እታ ምድሪ ካኣ መስያ ኢያ።                                           ዕለተ 13.01.2014              ብመጀመርያ 2014 ድሮ 1 አብ ፈላሚ ወርሒ ስለ ዘሎና ማይ ኣይሓለፎን’ሞ ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኢለ ክምነ ደስ ይብለኒ ።...

View Article


ደስኪልካ‼

እወ ደስኪልካ ፍረ ኣልቦ ኰንካ እወ ደስኪልካ ዓዲ ዉዒል ኰንካ ድስኩል ቁጽሪ ሓደ ኣብ ባር እዩ ምዓልካ ድስኩል ቁጽሪ ክልተ ቤት ጽሕፋት ኣሎካ። … more

View Article

ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ቦስቶን

ጥሪ  5  2014 ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ቦስቶን ኣቐዲምና ንኹሉ ኣብ  ቦስቶንን  ከባቢኣን ዝርከብ ኤርትራዊ  ዜጋ  ርሑስ ሓዲሽ ዓመት፡  ዓመተ ስላም ፡ ፍቕሪ ፡ ቅሳነትን ራህዋን ክኾነልና ንምነ፡፡   እቲ ናይ ላምፓዱሳ  ህልቂት ኤርትራውያን፡ ዕሸላት ህጻናት ከይተረፈ ዝርከብዎ፡ ሬሳታቶም ጌና ካብ ውሽጢ ባሕሪ...

View Article


ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሮማ

ዝኸበርኩም  ልባዉን ሕዉነታዉን ሰላምታና ነቅርበልኩም። ዕለት 22/01/2014 ኣብ ሮማ :ብምክንያት ኣብ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ እቲ መባእታዊ መሰል ዑቕባ ተነፊጉዎም ዘሎ ኤርትራውያን:  ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ብኡ በቃ የብቅዕ ይኣክል ብምባል :ብሓባር ንነባሪ ፍታሕ ድምጽና ከነስምዕን መንግስቲ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባርን...

View Article

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!?

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? እዛ ግጥሚ፡ ካብታ ብጎይትኦም ብርሃነ ተዳልያ፡ ወትሩ ሰኑይ ብመደብ “መንፈስ ጋዜጠኛ” ኣብ ራድዮ ኤረና እትቐርብ ዘላ ዛንታ እሱራት’የ ጽሒፈያ። ኣብተን ብዕለት 6ን 13ን ጥሪ 2014 ዝተመሓላለፋ ክልተ ክፋላት ድማ’የ ኣተኲረ ዘለኹ። እዚ ግዳይ ምልኪ ኮይኑ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ፡...

View Article

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!?

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ብኣምላኽን በቶም ሓዊ ሒዙ ዝመከቶም ጸላእቱን ህይወቱ ዝደሓነ’ሞ ድሒሩ ግዳይ ምልኪ ዝኾነ ተጋዳላይ፡ ርእሱ ምስ ተሃርመ፡ ውነኡ ኣጥፊኡ ስለ ዝወደቐ፡ ብሰራዊት ወያነ ከም ዝተማረኸ ምስ ኣዕለለና ኢና ተፈላሊና ኔርና። እኖሆ ንሎሚ ድማ 2ይ ክፋል ዕላሉ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live