Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ንዕሰል!

ንዕሰል ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 12/18/2013 ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና ይሃምም አሎ መንእሰይና ዕሰል’ምበር ኣታ ብዓል ገመል ከም ኣመልካ ደቅኻ ተቐበል መንእሰይ መጸካ ብደበላ መማዕደዊት ጠምትለይ በላ   ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና………….   ዕሰል ኢሉ መንእሰይ ሞጓቲ ጸገንቲ ከይሰልኩ ታሕቲ-ታሕቲ ኣንቲ ቅጭን ኤርትራዊት...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ድጉል-ሓዊ

 ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ...

View Article


ጽገና!

ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ    *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ውልቃዊ ትዕዝብቲ (ታደሰ ኪዳነ) በርሚንግሃም – (መበል 17 ክፋል)

  ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 17 ክፋል         23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም  ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ?

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ስም ኣዳልዪኒ

  ስም ኣዳልዪኒ ስም እባ ኣዳልዪኒ እከይ ተግባራቶም ምስ ስሞም ካዛምዶ ሓግዙኒ   ሸፋቱዶ ክብሎም ቀተልቲ ዘረፍቲ ኣቃጽዮሞ ዝጸንሑ ብጽምዋ ብለይቲ ቅሳነት ዘይህቡ ንቆልዓ ሰበይቲ ገንዘብ ሃይማኖቶም መንደይቲ መሕጎልቲ   ሸፋቱ ኣሎዎም ዝምርሑሉ ሕጊ መን ጓንዴ ይሕዝ መን ይሕዝ ሓለንጊ ንመን ከምዝኸትሩ ንመን ከም...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና

መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ) ቅድሚ ኣብቲ ቀጻሊ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ ወልደዳዊት ተመስገን ምእታወይ፡ ብመሰረት ቀዳማይ ጽሑፈይ ንዝቐረባ  ሰለስተ ኣገደስቲ ርኢቶታት ዝብለን ክጽሕፍ እየ፡ ታሪኽ ተጋደልትና፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ይኹን ኣብ ህ.ግ....

View Article


ርሑስ ብዓል ልደትን ሓዱሽ ዓመትን ንህዝቢ ኤርትራ

View Article


መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29

መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ዘይሓስብ ኣይንገድ፡ ብዕዳ ከይ ድብደብ!!!! ኣስመራ ካብ ኮነት ማይ ኣልቦ! መብራህቲ ኮነ ፍትሒ ኣልቦ ኣብ መዓሙቕ ወሪድካ ማይ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

እንታይ ንጽበ ኣሎና

እንታይ ንጽበ ኣሎና መለኽቲ ስልጣኖም ከናዉሑ መልሓሶም እዮም ዘብልሑ ናይ ወረ መናፍሕ የብዝሑ መደንዘዚ ሓሶት ይነዝሑ፡፡   ኣብ ርሑቕ ከይከድና ንዘቲ ብዛዕባና በቲ ሓንጎልና ዝሰረቐና ኣእምሮና ዝኣሰረና ሓሶት ኣምሲሑ ዘድረረና ናይ ሕልሚ ዕብየት ዘምጽኣልና፡፡   ብሓሶት ኣንበሳ ተሰሪሑ ዘእመነና ኣገሪሁ ንዝኣበየ...

View Article

ስድራ’ዚ ሓርበኛ!

ስድራ’ዚ ሓርበኛ! ስድራ ወዲ ዓሊ ጅግና ሰባር ራዕዲ ብሰንኪ ድያብሎስ ወጺእኩም ካብ ዓዲ እዚ ርጉም ጉጅለ ሓራዲ ጎማዲ ኣብ ቈልዓ ሰበይቲ ሕነ ንኽፈዲ ንስደት ቀሲቡኩም ናይ ጥፍኣት መገዲ! ወይልኡ ንሱ’ምበር ገሃነም ዝሰፈሩ ንስኻትኩም ደኣ ዘልኣለም ክትከብሩ እቲ ጅግና ሓርበኛ ተኣምር ፈጢሩ ተወፊዩልና እንድዩ ፍናን...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ባሩኽ ኣባ!

ባሩኽ ኣባ!                            ትፈልጦዶ?      31-12-2013። Welcome       ברוךהבא          !وسهلا أهلا   እግረይ ኣብ ሃገረ-እስራእል ክረግጽ ናይ መጀመርታይ ነበረ። ዝጸዓነትና እርቡናለ ናብቲ መቖሚኣ እናተጸግዐት በቲ ዝተጸ ጋዕኩዎ ጸጋማይ ወገን መስኮት...

View Article


መልእኽቲ ፍሉይ ተስፋ ሓዲስ ዓመት! –ብ ዑቕባይ ገብረመድህን

ኣቕዲመ እንኳዕ ፍሉይ ተስፋ ኣብ እነማዕድወሉ ልዳት ሓዲስ ዓመት ኣብጽሓና ክብል እፈቱ። ናይ ሎሚ ሓዲስ ዓመት ኣበዓዕላና፡ መጀመርያ ንስለ ዝኽሪ ኣማኢት ግዳያት ማያት ላምፓዱሳ፣ ኣብ ጐድኑ ዝህሉ ዝዓበየ ምኽንያት ከዓ፡ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ ኣበሳታት ኮይኑ፡ ብቐጻሊ ኲናት ዕንወትን ሞትን፡ ጥፍኣትን ስደትን ዕለትዊ ህይወት...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንለውጢ

እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት እንርከብ ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ንምቅዋም ብተፈላለየ መገዲ ሃገራዊ ጉቡእና ክንፍጽም ጸኒሕና ኣሎናን:: ሎሚ መቐጸልታ ናይቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ከነካይዶ ዝጸናሕና ኩሉንትናዊ ቃልሲ ካብ ዕለት 01|01|2014 ጀሚርና ብወግዒ ንእዉጅ ምህላውና ንኹልኹም ደለይቲ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ደምዳሚ ኣዋጅ –ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ

ደምዳሚ ኣዋጅ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ሳልሳይ ምዱብ  ኣኼባ ኣብ ታሕሳስ 21፤ 22፤ 28 2013 ዓ.ም  ኣካይዱ።  ሰልፋዊ ስርሓትን፤ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ስርዓት ህግደፍን፤ ተራና፡ አብ ምቅልጣፍን ምውዳቕን ስርዓት ህግደፍ፤ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ኣተሃላልውኡን ገምጋምን ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት።

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት። ኣብ ሃገረ እስራኤል ካብ ልዕሊ 60, 000 ስደተኛታት ኣፍሪቓውያን፣ ኣስታት 35, 000 ስደተኛታት ኤርትራውያን ምኻኖም ወግዓዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ገለ ግዝያዊ ናይ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ

    ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።...

View Article

ህዝብታት ኤርትራ፡ ንጽገና ዝጸውር ሕቆ የብሎምን!!

ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ...

View Article

ርሑስ በዓል ልደት 2014

ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live