Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዽሙቕን ዑዉትን ናይ ሓድሽ ዓመት ባህላዊ ምሸት ብኤርትራዊ ማሕበረሰብ ከሎንን ከባቢአን ።

$
0
0
ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ከምቲ ኩሉ ግዜ ዓመት ዓመት ዝግበር ሎሚ ዓመት ኸኣ ፍልይ ብዝብል ኣገባብ ማለት ባህላውያን ደረፍቲ ፣ ቡዙሓት ነባራት ተቓለስትን ተጋደልቲን ፣ ኣዚዮም ቡዙሓት መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ኣብ ከሎን ( köln) ክሳብ ሕላፍ ለይቲ ብዋዛን ቁምነገርን ዕላላት ዝተሰነየ ባህላዊ ምሸት ብዓቢ ዓወት ተዛዚሙ ። ነዚ  ምሸት እዚ ፍሉይ ካብ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130