ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እንታይነት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል ብርጅዋ እትፍለጥ) ገሊጸ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ከኣ ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ እንታይ ትገብር ነይራ ዝብል ሕቶ ኣሕጺረ ኣቢለ ክገልጾ ክፍትን … more
↧