ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ሳልስይን ክፋልን መወዳእታን _________________________________________________________ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝወጸ ጽሑፋተይ እንታይነት ጓል ብርጅዋን ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ ኮይና ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ዝፈጸመቶ በደላት ክገልጽ ፈቲነ። ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ከእ ተራ ብርኽቲ ኣብ ሜዳን … more
↧