Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ቦስቶን

$
0
0
ጥሪ  5  2014 ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ቦስቶን ኣቐዲምና ንኹሉ ኣብ  ቦስቶንን  ከባቢኣን ዝርከብ ኤርትራዊ  ዜጋ  ርሑስ ሓዲሽ ዓመት፡  ዓመተ ስላም ፡ ፍቕሪ ፡ ቅሳነትን ራህዋን ክኾነልና ንምነ፡፡   እቲ ናይ ላምፓዱሳ  ህልቂት ኤርትራውያን፡ ዕሸላት ህጻናት ከይተረፈ ዝርከብዎ፡ ሬሳታቶም ጌና ካብ ውሽጢ ባሕሪ ከይወጸ፡ ንቡር ሓመድ ኣዳም ከይለበሰ፡ ህግደፋውያን-ቦስቶን፡ ንዘካየድዎ ናይ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130