Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ትዕዝብተይ፣ መልሲ ንርእይቶታት ኣንበብቲ!

$
0
0
መልሲ ንርእይቶታት ኣንበብቲ! ብመጀምርያ ንኹሉኹም ኣብ ትሕቲ እታ “ትዕዝብተይ” ዘርእስታ ጽሕፍቲ ዝነቐፍኩምን ዘተባባዕኩምን ኣሕዋት ኤርትራውያን ልባዊ ምስጋናይ ከቕርበልኩም እፈቱ። ብፍላይ ድማ ንሓው ወዲ ማይተመናይ ብልቢ ከመስግኖ እደሊ። ምኽንያቱ፡ ነዚ ኣብ ቋንቋና ዘሎኒ ድሩት ኣፍልጦ ንምድራዕ እትሕግዘኒ መጽሓፍ ሰዋስው ደራሲ ኣማኑኤል ሳህለ ስለ ዘበርከተለይ። ብምቕጻል፥ ነቲ ኣብቲ ሰሌዳ ርእይቶ ወሪቕኩሞ ዘለኹም … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130