እታ ጉዋ ጉዋ ኢያ፡ እታ ምድሪ ካኣ መስያ ኢያ። ዕለተ 13.01.2014 ብመጀመርያ 2014 ድሮ 1 አብ ፈላሚ ወርሒ ስለ ዘሎና ማይ ኣይሓለፎን’ሞ ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኢለ ክምነ ደስ ይብለኒ ። 2013 ዓ.ምህረትከ እንታይ ዓይነት በሰላ ሓዲጋትልና ሓሊፋ?። ኣብ ኣፈፈት ሕ.ኤዉሮጳ ደቕና ተሃንኹቶም ። ህልቂት ላምባዱዛ ኣማኢት … more
↧