ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ብኣምላኽን በቶም ሓዊ ሒዙ ዝመከቶም ጸላእቱን ህይወቱ ዝደሓነ’ሞ ድሒሩ ግዳይ ምልኪ ዝኾነ ተጋዳላይ፡ ርእሱ ምስ ተሃርመ፡ ውነኡ ኣጥፊኡ ስለ ዝወደቐ፡ ብሰራዊት ወያነ ከም ዝተማረኸ ምስ ኣዕለለና ኢና ተፈላሊና ኔርና። እኖሆ ንሎሚ ድማ 2ይ ክፋል ዕላሉ ይቕጽል፥ ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ካልኣይ ክፋል፥ ብትምክሕቲ … more
↧