ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ መሪሕ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ኤርትራውያን ዜጋታትን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ መሰልን ህላዌን ሕቶ መፍትሒ ንኽረኽብሉ ኣብዚ ሰሙን እዚ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ሰራዊት ሕድርን ምስ ካብ ህዝቢ ዝተዋጽኡ … more
↧