ኩሉ ዓቕምና ኣንጻር ምልኪ ይቕናዕ
ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። በዚ ዘየድማዒ ቀዳምነታት ዘመሳቕል፡ ዓቕምና ኣብ ካልኣዊ ጉዳያት ዘህልኽ ኣገባብ ኣቀላልሳ እንተቐጺልና ዕድመ መለኽቲ ክነውሕ ስቅያት ህዝብና ድማ መመሊሱ ክውስኽ...
View Articleእቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት –ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ
እቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት “እማመ ንሓባራዊ ዕዮ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ” ኣውጺኡ ኣሎ። እዚ እማመ ብሃንደበት ዝመጸ ዘይኮነ መሪሕነት ሰልፊ በብግዜኡ ካብ ኣባላቱን ዝተፈላለዩ ወገናትን ክቐርብ ዝጸንሐ ለበዋታት ኣብ ግምት ኣእትዩ ክሓስበሉን...
View Articleሓልዮት ካልኦት ኣህዛብ ዘይብሉ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎ ኣይኽእልን’ዩ!!
ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ...
View Articleብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣትና ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ
20 ሰነ፡ ንመላእ ህዝብታት ኤርትራን ተቓለስቲ ደቁን ፍሉይ ዝኽሪ ዘለዋ ዕለት’ያ፡፡ ኣብ መስርሕ ዝተናወሐ ጸረ-ባዕዳዊ ነጻነታዊ ሰውራናን ኣብ ህልው ጸረ-ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ/ህግደፍ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደሞክራሲያዊ ተጋድሎና፡ በጃ ህዝቦምን ሃገሮምን ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ሰማእታትና እንዝክረላ ረዛን...
View Articleኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ!!!
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ካብ ዓለም መጀመርያ ቤተ ክርትስትያን እያ። ሃዋርያ ማትዮስ፡ ኣብ ምድሪ ሓበሻ ኣጠሚቑ፡ ክምለስ እንከሎ ኣብ ካርቱም ሱዳን ዓረፈ። ከም ኡውን ኣደና ድንግል ማርያም ንጎይታን ዮሱስ ክርስቶስ ካብ ንጉስ ሄረድስ፡ ንኸይቀተሎ፡ ኣብ ከበቢ ደብረሲና፡ (ኣውራጃ ሰንሒት) መጺኣ...
View Articleውድቀት ህግደፍ፡ ካብ ሰማይ ዝወርድ ማናን ህያብን ኣይኮነን
ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ኣብ ኤርትራ ዘየለ ህዝባዊ ኣገልግሎትን ክፉእ ነገራትን ምዝርዛር፡ እቲ ዘሎ ቁንጣሮ ኣገልግሎትን ጽቡቅን ምጥቃስ ይቀልል። ንምንታይ’ሲ ኣብ ኤርትራ ሕሰም ህዝብና ዘጋድድ፡ ጋሕማጥን ምልካውን ኣሰራርሓ ቆጺርካ ስለዘይውዳእን እተን ንስርዓት ህግደፍ ሞሳን ክብርን ዝወሃቦኦ ውሱናት...
View Articleንተንስእ ጥራይ ‘ምበር: ውዲት ኢሳይያስ ንመንፈሳዊ ማዕበል ህዝቢ ኤርትራ ክስዕሮ ኣይክእልን ‘ዩ!
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቦታተይ፡ ኣዴታተይ፡ ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ ደቂ ደቅይ ሰላም ንኹላትኩም ንኹላትክን ይኹን፡ ዘስግእ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብበቢዓይነቱ መገድታት ካብ ነዊሕ ጊዜ ጀሚሩ ብሰፊሑ ይዝረበሉን ይጽሐፈሉን ኣሎ። ተጓይኻ ምስራሕ እንተዝይኮይኑ ሕጂ ሓዲሽ ነገር የልቦን። እንተኾነ ዝጸበቦ ውላድሲ...
View Articleእቶም ናይ በሓቂ ክርስቲያናት ዝኾኑ፡ ነቲ ዝኸበደ ፍርሒ ሞት ብምስዓሮም፥ ስለቲ ዘፍቅርዎ ኣምላኾም ክብሉ ብሓጎስ ሙማት...
ክርስትናን ፈተናን መከይቲ ስለ ዝኾኑ፡ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ጋሻ ነገር ከመዘይ ኮነ ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንን ብቐሊሉ ክንማሃሮ ንኽእል ኢና። እቲ መሥራቲ ናይ ክርስትና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብፈተና ናይዛ ዓለም ንኸይንሳናባድ ኣጸቢቁ መሃረና እምበር፡ ክንስዕቦ ኢሉስ ኣይጠበረናን። “ኣብ...
View Article“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ –ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 4ይን ናይ መወዳእታን...
“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ – ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ናይ ጽሑፈይ፡ መድረኽ ናብ ተወለድቲ ፍሉይ ከባቢ ዘነጻጸረ ፈላላይን ኣነዋርን ዘመተ ከካይዱ ምጽንሖም፡ ብውሑዱ ሸሞንተ (8) ጭብጥታት ብምቕራብ፡ ምስ ናይ...
View Articleምቁዋም ኣንጻር መን!
መርፍእ ከነላግበላ ዶስ ክንናቆረላ ኢሉ ዝሓትት ምስ ራእኩ :ሓስመት መመቀሪ ኣብ ክንዲ ዝኸውን መዓርዓሪ ኮይኑ ኢሉ ዝራገም ተደሚሩዎ:እዋእ ዓይኒ እታ መርፍእ ኣብ ክንዲ ምድላይ : ሃስው ካብ ምባል ዶ ዓዲ ዶ ይወዓል ክብል ተገዲደ::እምበኣር ኩቡራት ኣንበብትን ሰማዕትን ናይ ሎሚ ጹሑፈይ ምቁዋም ኣንጻር መን ኣብትሕቲ...
View Article