ዓለም-ለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት፣ ሎሚ አብ ድያስፖራ ኣበየከተማኡ ዝርአ ዘሎ ደያቢ ናይ ናጻ-ህዝቢ (አብ ፖለቲካውያን ውድባት ዘይተወደቡ) ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኢዩ። ንምጥቃሱ ክጥዕመልና መታን ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንተበልና ተመራጺ እመስለኒ። ኣውራ ግና ብዛዕባ‘ዚ ምንቅስቓስ‘ዚ ግቡእ ግንዛቤ ምግባር ንዅሉ በዓል-ጕዳይ ጠቓሚ‘ዩ። መን‘ዩኸ በዓል-ጕዳይ? ሰብ-ጕዳይ ማለት አብዚ ኵሎም ብኤርትራ ዝግደሱን ብኣስጋኢ ኵነታት ህዝባ ዝሓሙን … more
↧