ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ) ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ቀዳማይ ክፋል መእተዊ ደቅ-ሰብ መሰረት ባህርያት ህይወትና ካብ ዕሸልነትና ዘሰንየና ስነ-ምግብራዊ ኣተዓባብ’ዩ ዝውስኖ። ሃካያት ዲና ህርኩታት፣በቃቓት ዲና ለጋሳት፣ ሓቀኛታት ዲና ወስለትቲ፡ እሙናት ዲና ሰረቕቲ፣ ሓሰብቲ ጽቡቕ ዲና ተንኰለኛታት፣ ሰብ ጽቡቕ ቅንኢ ዲና … more
↧