Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ትዕዝብተይ፥

$
0
0
ትዕዝብተይ፥ ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ከመይ ቀኒኹም? ሰላም። ትዕዝብትኹም ከም ትዕዝብተይ እንተኾይኑ ዕብየትን ተባሃጊነትን ኣሰና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ብሃንደበት ወይ ድማ ብዕድል ዝመጸ ምዕባለ ከምዘይኮነ ንኹሉ ብሩህ ይመስለኒ። ምህርቲ ናይቲ ብቅንዕና ንሃገርን ንህዝብን ምግልጋል ጥራይ ዝዕላማኡ፡ ብልሳን ዘይኮነስ ብተግባር ዝዛረብ ኣካይዳን ሓያል ጻዕርን ተወፋይነትን ኣካየድቲ መርበብ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130