Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ጻውዒት ንመንእሰያትን ደለይቲ ፍትሕን ነበርቲ ማእከላይ ምብራቕ

… more

View Article


ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምደሰመ) ሰሚናር

… more

View Article


እስራኤል መሰል ስደተኛታት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዋ፣

እስራኤል መሰል ስደተኛታት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዋ፣ ምኽንያቱ ንሕጊ ጀነቫ ኮንቨንሽን ናይ 1951 ዝፈረመት ሃገር’ያ። እስራኤል ንመሰል ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ፣ (Asylum seeker Rights) ንኩሉ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት (Human Rights to the Status of Refugee) ከተውሕስ ግዴታ ኣለዋ።...

View Article

ንትንሳኤ ኤርትራ፣ ኣገዳሲ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ንህዜቢ ኤርትራን

ኣገዲሲ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ንህዜቢ ኤርትራን ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና፣ 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ኣጋጣሚ ብምግባር፣ ቅድሚ ስርሒት ፎርቶ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተወዲቦም ብምስጢር ይንቀሳቐሱ ካብ ዝነበሩን ዘለዉን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክግበር...

View Article

ናይ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ መንግስት ኣብ ስደት

ካብ ተሞኩረይ ዘስተብሃልኩሉ ጉዳይ እንተሃልዩ፡ ኣብ ፖሎቲካ እንነጥፍ ኤርትራዉያን ዜጋታት መብዛሕትኡ ጊዝያት ኣብ ፍጻሜታትን ሳዕቤናት ስለነተኩር፡ ብጎኒ ዝመጸና ሓደገኛ ፖሎቲካዊ ንጥፈታት ኣይነተኩረሉን ኢና። ኣብ ዚ እዋናት እዚ ኣዝዮም ዓበይቲ ንጥፈታት ኣብ ፖሎቲካዊ ዳይነሚክስ ኤርትራ ይካየዱ እንዳሃለዉ፡ ኣቶኩረና...

View Article


ወጽዓህዝብናማናተበለጽቲክኸውንኣይነፍቅድን።

ብኢሳያስ ኣስፍሃ። ኣቱም! ሰባት ዝገርም እኮ ኢዩ። እዝከረኒ እዋኑ ኣብቲ እስትንፋስ ዘይህብ ቀጻሊ ናይ ምክልኻ ኲናት ተጸሚድናሉ ዝነበርና ምዝዛም ዓመተ 1978 ኣሃዱና ብርጌድ 31 ድሕሪ መሪር ናይ ምክልኻል ኲናት፣ ካብ ኣፍ ደገ ባረንቱ ኣዝሊቕና ኣብ መስመር ኣቑርደት ከረን ጋርሳይ እንገርነ (ቀርዑበል) ኣብ...

View Article

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!?

ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ካብ ግዜ ሓርነታዊ ገድሊ ጀሚሩ ክሳዕ ወራር ወያነ ብዘይዚኾነ ዓስብን ሓለፋን፡ ንሃገርን ህዝብን ዘገልገለን ህይወቱ በጃ ዝወፈየን ዜጋ፡ ንመርማሪኡ እቲ ሓቂ’ዩ ዝበሎ ምላሽ ምስ ሃቦ፡ ብቐጥታ እቲ ብምልክት ትእዛዝ ዝተቐበለ ኣብ ድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ...

View Article

“ጉጅለ ጉጅም”

“ጉጅለ ጉጅም” ንሓቂ ከይደልዎ – ከይሕዝዋ ኣትሪሮም ብኽፍኣት ሓኪሎም – ነንሕዶም ጎሪሖም ኣይኮነን በርቲዒዎም – ክቋቃምዎ ፈሪሆም ንሓቂ ክጋዕጽጹ – ኣንጊሆም ነቒሎም መሪጾም ንሓሶት – ኣግሂዶም ሓቐፉዋ ንሓቂ ደርብዮም – ዓቢጦም ከብሊዋ መሲልዎም ትስዓር – ብዋዛ ንጥቕሞም ብቓላት ሸፋፉኖም – ብስልጣን ሸሚሞም።...

View Article


ብርሃን

ብርሃን ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ (22/01/2014) እቲ ብርሃን ዝህብ ካብ ላዕሊ ንኹሉዩ ዘብርህ ብዕሊ ኩሉብርሃን ዝህብ ላዕሊ ምስ ዓረገ መንገዲ ይሕብር ወዲሰብ ከይጋገ፡ ብርሃን ዝህብ ከም ጥዋፍ ከም ሽምዓ ነብሱ እንዳቃጸለ ይመክኽ ብሽዓ ነስተብህለልሉሞ ላዕለዋይ ምርምር ብርሃን ዝህብ ይጎድል ተጠቃሚ...

View Article


ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ

  ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።...

View Article

መልሲ ነቲ ብስም “ዳግመ ርክብ ተጋደልቲ ተሓኤ ነበር”ዝወጸ መግለጺ

… more

View Article

ሓቂታትን ሸቶኦምን፤ ህግደፍን ትማሊን

ሓቂታትን ሸቶኦምን፤ ህግደፍን ትማሊን ከቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ፣ ከመይ ቀኒኹም? ሎሚ ብዛዕባ ካብ ብህግደፍ ዝካየዱ ተመክሮ ሓዘል ቪድዮታት ሓደ 45 ክፋላት ዘለዎ ትማሊ ሒዘ ቀሪበ አሎኹ። አብዚ ቪድዮ ትማሊ ተመክሮ ህዝባዊ ግንባርን በዳሂ ሽግራቱን ብመሳጢ ኣገባብ ተሰኒዱ ስለ ዘሎ ደስ ዘብል ኮይኑ ረኺበዮ። እቶም...

View Article

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።...

View Article


ጌጋ ምንባሩ ንፈልጥ ኔርና …

ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል ይኸውን እምበር፣ ኣብ ትሕቲ ምልኪ ከም ዝነበርካ ይርደኣካ...

View Article

ኣንታ ህዝቢ!

ኣንታ ህዝቢ! መሊኽናዮ ክብሉኻ እትኸንብ ጸልሚቱ ክብሉኻ ዘይትዓርብ ጸሐዩ ክብሉኻ እትሰርብ ነፊሱ ክብሉኻ እትዘንብ ወገንካ ንምርዳእ ዘይትርብርብ መን ኣሎ’ሞ ንኣኻ ዘርክብ! ኣንታ ህዝቢ፥                   ኣንታ ንስኻ እኮ ንበይንኻ ኢኻ መዳርግቲ ኣልቦ ውርዙይ ዝባህልኻ ጎይታ ሰፊሕ *ሌማት ሓደ ማኣድኻ...

View Article


ኣቱም ደቂ ኣብርሃም!

ኣቱም ደቂ ኣብርሃም! እተን ኣብታ ሎሚ በዚ ኣዕናዊ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብኹሉምሉ ተደዊና ዘላ ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ፡ ኣብ እምባ ፎርቶ ተደኲነን ዘለዋ ማዕከናት ዜና ደማሒ (መላኺ)፡ ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዓሰርተ ዘይበጽሑ ሰባት፡ “ደሞዝ ውሒዱና” ኢሎም ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝወጹ ግዜ፡ ዓቢ ብስራት ከም ዝረኸባ...

View Article

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ገዲም ስዉእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ክሕሳይ ማሉ

ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ትበርህ ኣብርሀን ኣቦኡ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ብዕለት 13/12/1947 ኣብ ደቂ ጽንዓ ተወልደ። ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ ኣብ ድባርዋ ተማሂሩ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ጥልያን(ቦተጎ) ተማሂሩ መሃንድስ(ጆመትራ) ኮይኑ ተመረቐ። ስውእ ተጋዳላይ...

View Article


መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ)

መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ) መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ትንሳኤ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘስምዕ ቋንቋ ከም መርሃዊ ጸበባ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ናብ ህዝቢ ቀሪባ’ላ፡ ፤ ጽገናውያን ድሕሪ ናይ6 ኣዋርሕ ናይ ሓሶትን ጸለመን ወፍሮም ብሳላ ብድሆ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ኣደባባይ ወጽዮም ክቃልዑ...

View Article

ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!!

ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!! ብመጀመርያ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሕን ደገፍተይን ይቕረታ ይሓትት፡ ፤ ኣቦታትና ክምስሉ “እትደልዮ ተዛሪብካ ዘይትደልዮ ከይትሰምዕ ተጥንቀቕ ” ይብሉ፡ ፤ ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ብተለኣኣኽነት ህግደፍን ኣሳሰይቶምን ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓሶትን ጸለመን...

View Article

ዳሕራዮም እምበር ገደደ።

ከም ዝዝክር ድሕሪ’ቲ ኣሰቃቒ ህልቂት ዕሸላት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ላምፔዱሳ ህዝብና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝሓየለ ሕራነ ቁጥዐኡ ሰማይ ዓሪጉ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ኣበሳ ክኣ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምስትብሃልን ካብ ስሩ ንምምሓዉን ብዙሓት ተበግሶታት ክቀላቐሉ ተራእዮም ኣለዉ፣ እቲ ምንታይ ህልቂት ላምፔዱሳ ኣብ ታሪኽ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live