Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

“ጉጅለ ጉጅም”

$
0
0
“ጉጅለ ጉጅም” ንሓቂ ከይደልዎ – ከይሕዝዋ ኣትሪሮም ብኽፍኣት ሓኪሎም – ነንሕዶም ጎሪሖም ኣይኮነን በርቲዒዎም – ክቋቃምዎ ፈሪሆም ንሓቂ ክጋዕጽጹ – ኣንጊሆም ነቒሎም መሪጾም ንሓሶት – ኣግሂዶም ሓቐፉዋ ንሓቂ ደርብዮም – ዓቢጦም ከብሊዋ መሲልዎም ትስዓር – ብዋዛ ንጥቕሞም ብቓላት ሸፋፉኖም – ብስልጣን ሸሚሞም። ጉጅለ ጉጅም – ሓሜታ ዝዕጥቆም ሓቂ ክሰምዑ – … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130