Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኣንታ ህዝቢ!

$
0
0
ኣንታ ህዝቢ! መሊኽናዮ ክብሉኻ እትኸንብ ጸልሚቱ ክብሉኻ ዘይትዓርብ ጸሐዩ ክብሉኻ እትሰርብ ነፊሱ ክብሉኻ እትዘንብ ወገንካ ንምርዳእ ዘይትርብርብ መን ኣሎ’ሞ ንኣኻ ዘርክብ! ኣንታ ህዝቢ፥                   ኣንታ ንስኻ እኮ ንበይንኻ ኢኻ መዳርግቲ ኣልቦ ውርዙይ ዝባህልኻ ጎይታ ሰፊሕ *ሌማት ሓደ ማኣድኻ   *መቐረብ መኣዲ ጸሙ ዘይተሐድር *ነዳይ ተረኣኻ      *ድኻ ካብታ ዘላትካ ትመቅል ሓውኻ ለዋህን ፈቃርን መን ኣሎ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130