እስራኤል መሰል ስደተኛታት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዋ፣ ምኽንያቱ ንሕጊ ጀነቫ ኮንቨንሽን ናይ 1951 ዝፈረመት ሃገር’ያ። እስራኤል ንመሰል ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ፣ (Asylum seeker Rights) ንኩሉ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት (Human Rights to the Status of Refugee) ከተውሕስ ግዴታ ኣለዋ። ምኽንያቱ እስራኤል ብውዕል ጀነቫ ኮንቨንሽን ናይ 28-July-1951 ዝጽዋዕ ኣህጉራዊ ሕጊ ተጠቃሚት ስለዝነበረት ፈራሚትሉ’ያ። … more
↧