ኣገዲሲ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓርበኛታት ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ንህዜቢ ኤርትራን ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና፣ 1ይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ኣጋጣሚ ብምግባር፣ ቅድሚ ስርሒት ፎርቶ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተወዲቦም ብምስጢር ይንቀሳቐሱ ካብ ዝነበሩን ዘለዉን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክግበር ብምጽዋዕ ዝተላእከልና፣ ሽዑ ብሓጺር ማዕበል ፈኒናዮ ዝነበርና፣ “ንትንሳኤ ንኤርትራ፣ ኣገዳሲ … more
↧