ንምንታይ ነብስኻ ዘይቀተልካ!? ኣብ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ፡ እዚ ካብ ግዜ ሓርነታዊ ገድሊ ጀሚሩ ክሳዕ ወራር ወያነ ብዘይዚኾነ ዓስብን ሓለፋን፡ ንሃገርን ህዝብን ዘገልገለን ህይወቱ በጃ ዝወፈየን ዜጋ፡ ንመርማሪኡ እቲ ሓቂ’ዩ ዝበሎ ምላሽ ምስ ሃቦ፡ ብቐጥታ እቲ ብምልክት ትእዛዝ ዝተቐበለ ኣብ ድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ ቀፊር (ዋርድያ) ብበትሪ ርእሱ ሃሪሙ ከም ዘውደቖ … more
↧