Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ገዲም ስዉእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ክሕሳይ ማሉ

$
0
0
ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ትበርህ ኣብርሀን ኣቦኡ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ብዕለት 13/12/1947 ኣብ ደቂ ጽንዓ ተወልደ። ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ ኣብ ድባርዋ ተማሂሩ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ጥልያን(ቦተጎ) ተማሂሩ መሃንድስ(ጆመትራ) ኮይኑ ተመረቐ። ስውእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ብዝነበሮ ብርቱዕ ፍቕሪ ሃገር ተደሪኹ ብ1975 ኤርትራ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130