ከም ዝዝክር ድሕሪ’ቲ ኣሰቃቒ ህልቂት ዕሸላት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ላምፔዱሳ ህዝብና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝሓየለ ሕራነ ቁጥዐኡ ሰማይ ዓሪጉ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ኣበሳ ክኣ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምስትብሃልን ካብ ስሩ ንምምሓዉን ብዙሓት ተበግሶታት ክቀላቐሉ ተራእዮም ኣለዉ፣ እቲ ምንታይ ህልቂት ላምፔዱሳ ኣብ ታሪኽ ብዓይነቱ ዝፈለዮ ነገር እንተነይሩ ኣብ ቅድሚ መላእ ማሕበረ … more
↧