ካብ ተሞኩረይ ዘስተብሃልኩሉ ጉዳይ እንተሃልዩ፡ ኣብ ፖሎቲካ እንነጥፍ ኤርትራዉያን ዜጋታት መብዛሕትኡ ጊዝያት ኣብ ፍጻሜታትን ሳዕቤናት ስለነተኩር፡ ብጎኒ ዝመጸና ሓደገኛ ፖሎቲካዊ ንጥፈታት ኣይነተኩረሉን ኢና። ኣብ ዚ እዋናት እዚ ኣዝዮም ዓበይቲ ንጥፈታት ኣብ ፖሎቲካዊ ዳይነሚክስ ኤርትራ ይካየዱ እንዳሃለዉ፡ ኣቶኩረና ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ኣብ ክልተ ጉዳያት ተጸሚዱና ኣሎ። ንሳተን ድማ፡- 1. ጉዳይ ስደተ … more
↧