ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!! ብመጀመርያ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሕን ደገፍተይን ይቕረታ ይሓትት፡ ፤ ኣቦታትና ክምስሉ “እትደልዮ ተዛሪብካ ዘይትደልዮ ከይትሰምዕ ተጥንቀቕ ” ይብሉ፡ ፤ ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ብተለኣኣኽነት ህግደፍን ኣሳሰይቶምን ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓሶትን ጸለመን ከካይድ ጸኒሕ’ዩን ኣሎን፡ ፤ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ከም ዕድመኡ ዘይኮነ ናይ ሕጻን … more
↧