መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥
መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ከምቲ ልሙድ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም? ብምባል ዳሃይኩም ክሓትት ፍቐዱለይ? ሊላይ ከም ትብሉኒውን ተስፋይ ልዑል’ዩ። እወ። ሊላይ። ክቡራትን ፍቑራትን፡ ሊላይ ሓደ ቃል ክነሱ፡ ክልተ ትርጉም ግን ኣሎዎ።...
View Articleምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን
ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው ኣብ መጀመርያ ተስዓን ሰለሰተን፡ ክሳብ መወዳእታ ተስዓን ኣርባዕተን ከም መሰጋገሪ...
View Articleግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!!
ግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!! ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ብግሉጽነት ዘይኣምን በረኻዊ ምሕደራ ተረጊጹ ግዳይ ጥፍኣትን ተቐባሊ ኩሉ ጽዩፍ ምሕደራዊ ኢሳያስን ስርዓቱን ኮይኑ መንነቱን ባህሉን አብ ሓደጋ ኣትዩ እቲ ፍጥር ክብል ዝውንኖ ሃገራዊ ሓድነቱ ብሰንኪ ውሑዳት...
View Articleሰለማዊ ቃልሲ ዝለዓለ ኢድ ናይ ሕዝቢ ምንቅስቃስ ኢዩ !
ብመጀመርያ ውልቀመለክቲ ብልምዲ ካብ ስልጣኖም ዝእለዩሉ ብመጀመርያ በቶም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ወይ ናይ ሰራዊት መኮንናት ብዝተወደብ ዕልዋ መንግስቲ ወይ ንዓመታት ክቃወምን ክቃለስን ዝጸንሔ ውዱብ ወይ ሰውራ ዝርከብ ዓወት ማለት ምእላይ እቲ ስርዓት ኢዩ ሎሚ ግን አብ 2011 እዚ ውልቀመለክቲ ካብ ስልጣኖም ዝእለይሉ ኩነታት...
View Articleመን`ዩ ወዲ ዓሊ ? ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ነቢይ ዲዩ?
መን`ዩ ወዲ ዓሊ ? ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ነቢይ ዲዩ? ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ – ለንደን እዚ ዘለናዮ ጊዜ ውድዓዊ ኩነታት ንለውጥጢ በሲሉ ክነሱ ባዕላዊ ኩነታት ግን ጌና ይመስል። እተን ነባራት ተቓወምቲ ውድባት ሐድነት ዘይምህላወን ይኹን ወይ ብኻልእ ምኽንያታት ከምቲ...
View Articleኢ.ፒ.ዲ.ፒ!! ተሓጓምቲ ከለዉስ ተሓዝቲ ልቢ…!!
ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ እሞ ክኣ ብካብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ኣባላት ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተጻሕፈን ዝተላእከን ጌርካ ዝቐረበ ሃበስ ቀደስ ዝትሕዝትኡ ጽሑፍ ኣምቢበ ኪኒየው ፍሽኽ ኢለ ምሕላፍ ብዙሕ ትርጉም ኣይሃብክዎን ነይረ፣ እቲ ምንታይ ሃገርን ህዝብን ዘብርስ ዘሎ ኣረሜን ስርዓት እንዳ ሃለወ ምስ እዚኦም ኣብ ጓል መገዲ...
View Articleመን’ዩ ወዲ ዓሊ?(መልሲ ንመድረኻዉያንን ተደናገጽቶምን)
“ መን እዩ ወዲ ዓሊ?ወዲ ዓሊ ንኤሪትራውያን ካብ ጭቖና ህግደፍ ከድሕን ብሰማይ ዝወረደ ነብይ ኣይኮነን። ሐደ ካብቶም መኮንናት ሰራዊት ኤሪትራ ኢዩ ነይሩ። ኣገልጋሊ ናይዚ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ከም ዝነበረ ማንም ሰብ ዝኽሕዶ የለን”(ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ…. ወዲ በዓታይ)፡ ፡ … more
View Articleካብ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ዋዕላታትን ጉባኤታትን እንታይ ተማሂርና?
What have we learned from the past conferences and congresses of the Eritrean opppsition? ካብ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ዋዕላታትን ጉባኤታትን እንታይ ተማሂርና? ብፍስሓ ናይር ሎም ቅነ ተቃውምቲ መሪሕነት ፖሊቲካዊ ውድባት ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ገጋታቶም ተኣሪሞም ናብ ሓደ...
View Articleኣቶ ወልዱ ተኽሉ፡ ከም መምህርን ተቓላሳይን? ወይ ዘላፍይ?
ኣቶ ወልዱ ተኽሉ፡ ከም መምህርን ተቓላሳይን? ወይ ዘላፍይ? ኣሰና ከም ኣዳራሽ ዘተ ክንወስዶሞ! ኣቶ ወልዱ “መሽረፈት ነት ኣብ ዝብል ኣርእስቱ መሰረት ብምግባር ዝገለጾ፡ ከም መምሃርን ከም ተቓላሳይ ወሲድ ክሪኦ ፈቲነ። ዝተዓዘብክዎ ምስ ህዝበይ ኮይነ ክንርእዮሞ! እቲ ናይ መምህር ዘብሎ ክንወስድ፡ እቲ ተቓላሳይ ዘብሎ...
View Articleመልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ኣርባዕተ፥
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ክምልስ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that language is not just a communication tool. It is more than that. Language is...
View Articleዓገብስ ንመስከረም ደኣ፡
ዓገብስ ንመስከረም ደኣ፡ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ነገራት ተሓቒኑ ዝጽዕየሉ፣ሕቡእ ታሪኽ ብኩሉ‘ኳ እንተዘይኮነ ንቃልዕ ዝወጻሉ፣ስርዓት ህግደፍ ጉዱ ተቐሊዑ ብውሽጥን ግዳምን ዝተፈንፈነሉ መደርኽ ኢና በጺሕና። ነዚ ተበጺሑ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፡ህግደፍ የወጻጸኣኒ፥ተቃውሞ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከውዕሎ ይኽእል ብዝብ ል መምርሒ ዝተኸሎ...
View Articleህድእ ንበል!! –ብ ወልዱ ተኽለ
ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም’ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ...
View Articleምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን: ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና...
ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው እቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ...
View Article“ካብ ጽቡቕ ሽቶስ፣ ጽቡቕ ሽም”
እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ”...
View Articleወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን
ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን ዕለት 18.02.2014 ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ። ዶክቶር ተወልደ ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እቕረታ ሓቲቱ። ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን...
View Articleፍናን ህዝቢ ሓፍ ዘበለ፡ ድልየት ቃልሲ ዘላዓዓለ ህዝባዊ ሰሚናር: ምስ ዶር. ተወልደ ተ. (ወዲ ቫካሮ) NRW ከተማ ኮለን...
ዝሓለፈ ቀዳም፡ ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝተዳለወ፡ ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ተኻይዱ። እዚ ህዝባዊ ሰሚናር‘ዚ ብዓይነቱ ይኹን፡ ብተኻፋልነት ናይ ህዝቢ፡ ከብቲ ክሳብ ሕጂ ክግበር ዝጸንሔ፡ ብኽልተ ምኽንያት ፍሉይ እዩ ነይሩ።...
View Articleኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? II
ኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? II ኣሰና ባይቶናን፡ መራኸቢናን፡ ኣዳራሽናን ወሲድና ክንቅጽል እናኣመስገንኩ እየ። ንኹቡራት ደልይቲ ፍትሕን፡ ተቓለስትን፡ ንኹቡራት ኣንበብቲ ጽሑፈይ ኣንቢቦም ንዝሃብዎ ደገፍ፡ምሕጽንታ፡ ወቐሳ፡ ነቐፈታ፡ መኤረምታ ንዝገበርኩምን ብሓፈሻ ሓጎሰይ ወሰን...
View Articleነዞም ኣኻልብ ኣስተባህሉሎም፡
ኣብ ዝሃልፈ ሰሙን ኣብቲ ዓገብ’ስ ንመስከረም ደኣ ኣብትሕቲ ዝብል ጽሑፈይ፡ሓደ ቆነጠጠፈ’የ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡” ነዞም ኣኽላባት ዕረቑዎም ደኣ ” ብዝብል ኣርእስቲ ሂቡ፡ነቲ ክብሎ ዝደለ ተሪኹ ኣሎ። እቲ ታሪኽ፡ታሪኽ ኣኽላባት’ዩ።ንሳቶም ይበኣሱ’ሞ፡ባእሶም፡ንዋናታቶም፡ቀጺሉ ንስድራቤት ወሲኹ ናብ ዓዲ...
View Articleመድረኽ ብቐጥታ ይመልሹ ብጭብጢ ክንዛረብ –ኣብ ክንዲ ብስምዒት ብውክልና ንዛረብ።
ብዛዕባ ናይ ቐደም ገለ ኣባላት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝብል ቴማ ዘለዎም ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ። ካልኣይ ኣኼባ መድረኽ ብሰለስተ ኣባላት ዝተመርሔ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ብዕለት 02/ የካቲት/ 2014 ተኻይዱ ነይሩ። ብስእልን ድምጽን ይኹን ብገለ ዝተሳተፉ ዝርዝር ተወሲኹ ከምዝተቓልሔ ኩልና...
View Article