ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል ይኸውን እምበር፣ ኣብ ትሕቲ ምልኪ ከም ዝነበርካ ይርደኣካ ኣይነበረን። ከም ወድ ሰብ መጠን ኣዋዲ ህይወትካ ንስኻ … more
↧