ብምኽንያት በዓል ነጻነት ግንቦት24/2015 ናብ ህዝቢ ቦስቶን ዝተዘርገሔ መልእኽቲ
ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ፖለቲካዊ፡ ናይ 30 ዓመት ከኣ ብረታዊ ቃልሲ፡ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ረዚን ዋጋን ከፊሉ ኣብ ግንቦት 24, 1991 ነጻነት (ልኡላውነት) ኤርትራ ኣረጋጊጹ። አዚ ነጥበ-መቐይሮ’ዚ፡ ንኤርትራ ሃገርና ፍትሕን ርትዕን፡ ንህዝብና ከኣ መስተርሆት ፈጢሩ: ሰባት ብሰላም ክነብሩን ሰሪሖም...
View Articleኣሓ ምስ ሓራዲአን፡ ማይ ይሰትያ!
ኣሓ ምስ ሓራዲአን፡ ማይ ይሰትያ! ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን-ዓዲ እንግሊዝ 21 ግንቦት 2015 ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን። ኣብ ከምዚ ዘለናዮ ሕሱም ግዜ፡ ዝስመዓኒ ሃገራዊ ሓዘንን ጓሂን ምስ ናይ ዕድመ ተመኩሮይ ከካፍለኩም እንከለኹ፣ ደስ ይብለኒ። ‘ኣሓስ ምስ ሓራዲአን ማይ ይሰትያ’...
View Articleኣብ ግዜ ሓዘን ጓይላ: ዓገብ!
ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሜዲተራንያን ከምዝሃለቁ ኣብ ማዕከናት ዜና ተኸታቲልናዮ ኣሎና። እዚ ኣስቃቂ ተረኽቦ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ መንግስቲ ድማ ብፍላይ ንስድራ መወቲ ብግቡእ ክርድኡ፡ ደበስ ክድበሱ፡ ሬሳ ደቆም ንቡር ቀብሪ ክረክብ: ሃገራዊ መዓልታት ሓዘን...
View Articleወዳጀ ልምዓት ብጽንዓት!
ሎሚ ኣብ ድሮ እቲ መዳርግቲ ኣልቦ መስዋእቲ ከፊልና ትእምርቲ ዝሰራሕናሉ፡ 24 ግንቦት መዓልቲ ሓበንን ክብረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት፡ ክብርትን ፍልይትን ዕለት ናጽነት ኢና ንርከብ ዘለና፡፡ መበል ዕስራን ኣርባዕተን ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ 2015፡፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ትሕዝቶ ዝሓዘ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣጉሊሑ...
View Articleመራኽብ ሞት !
ተወሳኺ ስግኣት ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሃገሮም ካብ ዘሎ ጥምየት፡ቅልውላው፡ ዘይምቅሳን፡ኣድልዎ፡ ግፍዒ …………. ንምህዳም ነተን ብዓይነተን ዘይብቁዓት፤ ብሕግን ሰነ-ፍልጠትን ዘይምራሓ መራኽብ ተወጢሕካ ንኣውሮጳ ገጽካ ምጉዓዝ ናይ ቅብጸት ጉዕዞ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፤ እቶም ተሳፈርቲ ካብ ክሳብ ክንደይ ኣሰቃቂ ዝኾነ...
View Articleርብዒ ዘመን ኮይኑ!
ርብዒ ዘመን ኮይኑ! ናጽነት ፍረኺ ከየስተማቐርና ብዘይሕግን ፍርድን እናተቐየድና ብኩፖን ክንቅለብ ሪጋ ተሰሪዕና ናብ ቦጣት ክንጎዪ ፊስቶ ተሰኪምና መላኽን ሰዓብቱን እናኣሳቐዩና ልደትኪ ክንጽንብል ስምኪ እናዘመርና ርብዒ ዘመን ኮይኑ ሰለም ከየበልና! *ናህያ እንከለኺ ኣብ ሽግር ክንነብር *ራህዋ...
View Article“እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ”ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ...
“እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ” ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ታደሰ ኪዳነ እዚ ከም ኣርእስቲ ናይ ጽሑፈይ ተጠቂመሉ ዘለኹ ጥቕሲ፡ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 24 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ናጽነት ንሓልፎ ዘለና ኣሰቃቒ ኩነተ-ህላወ...
View Article24 ግንቦት፡ ኤርትራ ብጓይላ፤ ኢትዮጵያ ብምርጫ
ክቡራት ኣንበብቲ ገለ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን በዚ ኣርእስቲ፣ዚ ሓደ ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ኣውጺኤ ነይረ። ሕጂ’ውን እቲ ኩነታት ስለ ዘይተቐየረ እንተ ደገምኩዎ ሕማቕ ኣይመስለንን። ሓደ ሕብረተ-ሰብ ናይ ሓደ ሃገር ሓደ ሰውራ ከካይድ’ከሎ፡ ዓላማኡ ኣብቲ ሕብረተ-ሰብ ሓደ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። እዚ...
View Articleንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና...
ንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓሪ ዝቐረበ ቓል። እንኳዕ ናብ መበል 24 ዓመት፣ዕለተ- ነጻነትና ኣብጸሓና! ዮሃና “ ን ጸ ዋ ር ” ህዝብና!! እዛ ሎሚ መዓልቲ እነብዕላ ዘሎና፡መበል 24 ዓመት ዕለተ...
View Articleምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ
ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ከም ድላዩ ኪሓስብ፡ ማለት ንሓሳባቱ ፋሉል ኪሰዶ ይኽእልዶ? ኣብ ገለ ኩነታትን ኣጋጣሚታትን ይኽእልዩ። ንኣብነት ኣብ ሕልምን ኣብ ስኽራንን ኣብ ጽላለን። ስኽራን ክንብል ከሎና፡ ናይ ስልጣን ስኽራን ከም ዘሎ እውን ክንርስዕ ኣይግባእን። ኣምባገነናት እኮ ቃሕ ዝበሎም...
View Articleትቃለሱ ዘለኹም!
ነቶም ትማሊ ኣብ እስራኤል ኮነ ኣብ መላእ ዓለም፡ “ከምዚ እዚ ኣጽናቲ ምስሉይ ስርዓት ዝገበሮ ናይ ሓዘን ዳስ ኣፍሪስና ዳስ ጓይላ ኣይንተክልን! ህዝብና እናሃለቐ ዝመጸልና ወኒ ሳዕስዒት የለን!” ብምባል፡ መዓልቲ ናጽነቶም ብዝኽሪ እቶም ንኣኣ ዘግዘሙዎም ጀጋኑ ስውኣትን ብድሕሪኦም ብሰንኪ ጠላሚ ስርዓት ዝሃለቑ...
View Articleመደረ ኢሳያስ፡ ዓይኒ ዘይብልካ መረጼን ዓይኒ ምእዛዝ’ዩ
ስርዓት ህግደፍን ንሱ ዝቆጻጸሮ መራኸቢ ብዙሓን ዝእለም ተንኮላትን ሽሕጣንን ኣቃልቦን መልስን ምሃብ፡ ክብሪ ይስምዖ ይኸውን። መንቀሊ ጽሑፈይ ግን ነቲ ልሙድ ሓሶታትን ኣሽካዕላልን ህግደፍ ንምቅላዕ ዘይኮነ ነተን ብሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ፍሉይ ኣጋጣሚታት ብግርህና ወይ ቅድመ መጻወድያ ንምድላው በጨቅ ዝብላ ሓቅታት መብርሂ...
View Articleዓገብ!! ዓገብ!! ዓገብ!!
ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ መድረኽ ብሳላ...
View Articleኤርትራውያን፡ ካብ ማይን ጸባን –ናብ ማይን ዘይትን
ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ሰላምን ሓቀኛ ናጽነትን ክንጓናጸፍ ትጽቢት ኩልና’ኳ እንተነበረ፡ ብሰሪ ቀይናንን ኣዕናውን ምምሕዳር ሃጸይ ኢሳያስ ከምቲ ዝሓለምናዮ ኣይኮነን። ዓስቢ ከቢድ መስዋእትና፡ ስደት፡ ማእሰርቲ፡ ምፍልላይ ስድራቤት፡ ክቱር ድኽነት፡ ስእነትን ክብርን ማሕበራዊ...
View Article“ፍሉያት ኢና”
“ፍሉያት ኢና” “ንሕና ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና” ቃል ዕሉል ሽፍታ ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ ሓቂ ዳኣ?????????? ፍሉያት ኢና! ብኹሉ ተግባርና ፍሉያት ኢና!! ርኢና ከምዘይረኣና ፍሉያት ኢና!! ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ፍሉያት ኢና!! ኣብ ቀብሪ ጓይላና ፍሉያት ኢና!!! ንፍትሒ ቐቢርና ፍሉያት ኢና!! ሸየጥቲ...
View Article