Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ዓገብ!! ዓገብ!! ዓገብ!!

$
0
0
ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ  መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ ተኖቒትናዮ ዝነበርና ሰልሚ፡ማይ ምዃንና ኣእሚንናዮም፡ንሕና … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130