Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

24 ግንቦት፡ ኤርትራ ብጓይላ፤ ኢትዮጵያ ብምርጫ

$
0
0
ክቡራት ኣንበብቲ ገለ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን በዚ ኣርእስቲ፣ዚ ሓደ ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ኣውጺኤ ነይረ። ሕጂ’ውን እቲ ኩነታት ስለ ዘይተቐየረ እንተ ደገምኩዎ ሕማቕ ኣይመስለንን። ሓደ ሕብረተ-ሰብ ናይ ሓደ ሃገር ሓደ ሰውራ ከካይድ’ከሎ፡ ዓላማኡ ኣብቲ ሕብረተ-ሰብ ሓደ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። እዚ መሰረታዊ ለውጢ’ዚ ድማ  ከይዱ ከይዱ ናይቲ ሕብረተ-ሰብ መነባብሮ ንምምሕያሽ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130