Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን...

መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ? ወይጦ ሱሌማን ሓሰን (ማንጁስ) ከ መን ኢዩ? መንቀሊ ጽሑፈይ ኮይኑ ዘሎ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ብምኽንያት እታ ዓመት መጸ ዜጋታትና ናጽነት ሓሪምዎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ሃጽ ኢሎም ክጠፍኡ...

View Article


ንኣንጭዋ ጻዕረ ሞታ ንድሙ መጻወቲታ

ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኤርትራ ብክልተ ኣንጻር ፍጻሜታት ክትዝከር ኢያ:: ኣብ 1993 ወርሒ ሚያዝያ ኣፍ ልብና ነፊሕና ነቲ ብቃልሲ ዘረጋገጽናዮ ናጽነት ብሕጋዊ መገዲ ብረፈረንዱም ኣድሚቕናዮ:: ነታ ቀያሕ ወረቐት ጉሒፍና ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታው ልኡላውነትና ዘረጋገጽናላ  ወርሒ  ብሓበን...

View Article


ዕላል ምስ ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን

ኣማኑኤል ሳህለ ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን ሳየንሳዊ ብዘይኮነ መገዲ ኪሓስቡን ኪሓልሙን ዝደልዩን ሰባት እየ ኣብ ኣእምሮይ ስኢለ ዘለኹ። ከምዚ ዝመርገጺኦም ኣዕሩኽ ኣለዉኒ። እቲ ዝኽተሉዎ መስመር ኣተሓሳስባ ወይ መጎተ ደስ...

View Article

ጉዕዞ ለውጢ ይጀመር ብዕሊ

… more

View Article

ኣባይቲ ኤርትራ ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ

ኣባይቲ  ኤርትራ  ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ   ቃል ናይ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ፤              ቍጽሪ ፩።                ግንቦት 6, 2015 Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND)   ኣብ ዝሓለፋ ሰሙናት ብኣማኢት ዝቁጸሩ...

View Article


ፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ደሳለኝ ኣብራሃ ኣብ ከተማ ቩፐርታል ሃገረ ጀርመን

… more

View Article

“ንሕና መን ኢና”? ይበሃል ኣሎ።

… more

View Article

ሓቀኛ ግንቦት ንጽበ ኣሎና!

  ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91 ብሓጎስ ክንዘልል ካብ ምንጋጋ ሓርገጽ ወጺና ካብ ጸልማት  መስገደል ተጋደልቲ ሓቑፍና ብዓውታ ናጽነት ጥዕምቲ ኢልና ክንዕልል መግዛእቲ ኣፋኒና  ኣውዳውና ዘርጊሕና ናጽነት  ክንቅበል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91፡ ክንምሕል ንፍትሒ ማዕርነት ሕድሪ ክንፍጽም...

View Article


“ ከመይ አለኺ”

እዚ ዝስዕብ ግጥሚ ብዕለት 03 ወርሒ ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብዝተገብረ ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ንመዘከርታን መግለጺ ሓዘን ነቶም ግዳይ ቅዝፈት ብምጥሓል ኣብ መኣኸላይ ባሕሪ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ንጹሃን፤ ከምኡ’ውን ነቶም ብኢድ ኣኽረርቲ ናይ እስልምና ሃይማኖት (ኣባላት ግብረ ሽበራ ተባሂሎም...

View Article


ዝዓሰወ እንጀራ ኣብ ሓድሽ መሶብ

ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ  ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡...

View Article

ንምፍሳስ ደም/ንጎነጽ ዝጽውዕ ሃይማኖት የለን

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ...

View Article

ክቡር የኽብረካ መጠን ነብሱ

ኖርወይ ብልፍንቲ ዝተፈላለያ የማናውያን ሰልፍታት ትምራሕ ኣላ:: ሓደ ካብቶም ነቲ ልፍንቲ ዘቖሙ ሰልፍታት ገስጋሲ ሰልፊ ዝተሰምየ ኢዩ:: እዚ ሰልፊ እዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ኣካይዱ ነይሩ:: ኣብቲ ኣኼባ ቀንዲ ዛዕባ ዝነበረ ጉዳይ ስደተኛታት ምንባሩን ብፍላይ ኖርወይ 10 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቅበል ዝወጽአ...

View Article

ግፍዒ በዚሑና!

… more

View Article


መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ

… more

View Article

ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን

ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ከተማ ለንደን ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ዝተጸወዐ ህዝባዊ ሰሚናር ንዕርቕን ሰላምን ሃገርና ምርኩስ ብምግባር ከምዝተኻየደ ምናልባት ገሌና ካብቲ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝቐረበ ቅዳሕ ናይቲ ኣስተምህሮ ተኸታቲልናዮ ንህልው።  ዶ/ር ምስግና...

View Article


“እቲ ሕጊ ዋናኡ ህዝቢ ኢዩ” —ሚኒስትሪ ፎውዚያ።

“እቲ ሕጊ ዋናኡ ህዝቢ ኢዩ” — ሚኒስትሪ ፎውዚያ።                          15-05-2015፡ ክብርቲ ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዚያ ሃሺም ነዛ ጥቕሲ ክትብል እንከላ ብእምነታ ከምትኸውን ኣይተጠራጠርኩን። ስለ’ ቲ ንመሳርሕታ ዘቕረበቶ ምስጋና ድማ ብወገነይ’ውን ከመስግና እፈቱ። እንተ ንትግባረ ዝተዳለወ...

View Article

ኣራሚ ትዔዝብቲ ኣብ ሰሚናር ድር. ምስግና ገ/መዴህን

… more

View Article


ንምሸቱ’ኸ ክንህሉን ዓድና ክንምለስን ዲና?

ኣብ መዋእል እዞም ሎሚ ብህይወትና ዘሎና ወለዶ፡ ኣብ ሃገርና ዝኽሰቱ ዘለዉ ኣዝዮም ዘሰክፉን ዘተሓሳስቡን ጉዳያት ብዙሓት’ዮም። ካብኡ ናብኡ ግን፡ እቲ ንመጻኢ ህላወናን ታሪኽናን ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ጉዳይ፡ ክቱር ድኽነት፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ዘይስከም ምልካዊ መንግስቲ፡ ስደት መንእሰያት፡ ምህሳስ ወይ...

View Article

መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ

መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ   እንቛዕ ናብ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና፡ ብምኽንያት መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ  ንእነማሓላልፎ መልእኽቲ  ህዝብና ኣብ ሓዘን ንስቅይ ከለና፣ ደቅና ኣብ ባሕርን ምድረበዳ ብጃምላ እናጠፍኡ፣ ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ኣመንቲ ክርስትያን...

View Article

ህግደፍ ን በዓል ነጻነት ዳንኬራ የዳሉ!! መንእሰይ ኤርትራ ባሕሪ ይቕዘፍ!!

24 ግንቦት 2015 በዓል ናጻነት ኤርትራ ህግደፍ ንመበል 24 ዓመት በዓል ነጻነት ዳንኬራን ትልሂትን የዳሉ!! መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሳህራን ማእከላይ ባሕሪን ይቕዘፍ!! ህግደፍ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ግን ኣይክህሉን ኢዩ። ብዋጋ መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጻነት ዋናኣ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንዘለዓለም ከኣ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live