“እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ” ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ታደሰ ኪዳነ እዚ ከም ኣርእስቲ ናይ ጽሑፈይ ተጠቂመሉ ዘለኹ ጥቕሲ፡ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 24 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ናጽነት ንሓልፎ ዘለና ኣሰቃቒ ኩነተ-ህላወ ክሓስብ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ ዝመላለሰኒ ቃላት … more
↧