ተወሳኺ ስግኣት ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሃገሮም ካብ ዘሎ ጥምየት፡ቅልውላው፡ ዘይምቅሳን፡ኣድልዎ፡ ግፍዒ …………. ንምህዳም ነተን ብዓይነተን ዘይብቁዓት፤ ብሕግን ሰነ-ፍልጠትን ዘይምራሓ መራኽብ ተወጢሕካ ንኣውሮጳ ገጽካ ምጉዓዝ ናይ ቅብጸት ጉዕዞ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፤ እቶም ተሳፈርቲ ካብ ክሳብ ክንደይ ኣሰቃቂ ዝኾነ ናብራ ይሃድሙ ከም ዘለዉ ዘርኢ እዩ። እታ ብቁጽሪ ህዝባ ምስተን ዝነኣሳ ሃገራት … more
↧