ነቶም ትማሊ ኣብ እስራኤል ኮነ ኣብ መላእ ዓለም፡ “ከምዚ እዚ ኣጽናቲ ምስሉይ ስርዓት ዝገበሮ ናይ ሓዘን ዳስ ኣፍሪስና ዳስ ጓይላ ኣይንተክልን! ህዝብና እናሃለቐ ዝመጸልና ወኒ ሳዕስዒት የለን!” ብምባል፡ መዓልቲ ናጽነቶም ብዝኽሪ እቶም ንኣኣ ዘግዘሙዎም ጀጋኑ ስውኣትን ብድሕሪኦም ብሰንኪ ጠላሚ ስርዓት ዝሃለቑ ኣሕዋቶምን ብምዝካር ዘሕለፉዋ ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሕን ተቓላስቲ ሓርነትን እትምጉስ … more
↧