ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ከም ድላዩ ኪሓስብ፡ ማለት ንሓሳባቱ ፋሉል ኪሰዶ ይኽእልዶ? ኣብ ገለ ኩነታትን ኣጋጣሚታትን ይኽእልዩ። ንኣብነት ኣብ ሕልምን ኣብ ስኽራንን ኣብ ጽላለን። ስኽራን ክንብል ከሎና፡ ናይ ስልጣን ስኽራን ከም ዘሎ እውን ክንርስዕ ኣይግባእን። ኣምባገነናት እኮ ቃሕ ዝበሎም እዮም ዚዛረቡ። መላኺ ስለ ዘይብሎም። ኣብ ገገዛኹም ኬድናዶ … more
↧