Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ርብዒ ዘመን ኮይኑ!

$
0
0
ርብዒ ዘመን ኮይኑ!   ናጽነት ፍረኺ ከየስተማቐርና ብዘይሕግን ፍርድን እናተቐየድና ብኩፖን ክንቅለብ ሪጋ ተሰሪዕና ናብ ቦጣት ክንጎዪ ፊስቶ ተሰኪምና መላኽን ሰዓብቱን እናኣሳቐዩና ልደትኪ ክንጽንብል ስምኪ እናዘመርና ርብዒ ዘመን ኮይኑ ሰለም ከየበልና!   *ናህያ እንከለኺ ኣብ ሽግር ክንነብር            *ራህዋ *ጸዳል እንከለኽስ ኣብ ጸላም ክንሰፍር        *ብርሃን ምስ ዕቚር ሃብትና ጾምና ካብ ንሓድር … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130