Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኤርትራውያን፡ ካብ ማይን ጸባን –ናብ ማይን ዘይትን

$
0
0
ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ሰላምን ሓቀኛ ናጽነትን ክንጓናጸፍ ትጽቢት ኩልና’ኳ እንተነበረ፡ ብሰሪ ቀይናንን ኣዕናውን ምምሕዳር ሃጸይ ኢሳያስ  ከምቲ ዝሓለምናዮ ኣይኮነን። ዓስቢ ከቢድ መስዋእትና፡ ስደት፡ ማእሰርቲ፡ ምፍልላይ ስድራቤት፡ ክቱር ድኽነት፡ ስእነትን ክብርን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዓያዪ ጉልበትን ተነጽሎ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም  ጎረባብቲ ሃገራትን ከምኡ’ውን ጉቦን ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓን ቀንዲ መለለዬ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130