ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መእተዊ ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ኢዩ ይባሃል። ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ክነሱ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ግን ብኣንጻሩ ኢዩ። ምስ’ዚ ኩሉ ጸገማትና ፖለቲካዊ ውድባትና ሓቢረን ክቃለሳን ንህዝቢ ከቃልሳን ኣይተራእያን። ኣብ...
View Articleናይ ምንባር ቃልስን ስነምግባርን
ኣማኑኤል ሳህለ ስለምንታይ እዩ ሰብ ጽቡቕ ዝገብር? ጽቡቕ ክገብር ከሎኸ እንታይ ክረብሓሉ ስለ ዝደለየ እዩ? ጽቡቕ ማለትከ እንታይ ማለት እዩ? ጽቡቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ንዚብል ሕቶ፡ ኣብዚ ጽሑፍዚ እንተ ኣስፊርናዮ፡ ገፊሕ ቦታ ስለ ዚሕዝ፡ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋት ክንርእዮ ኢና። ግን ንግዜኡ ጽቡቕ ዚብል ኣምር...
View ArticleRemain in you cavity or resurrect to democracy through the ANSWER: part II
On A SWIFT, EFFECTIVE AND LASTING SOLUTION TO THE ERITREAN NIGHTMARE!! – A Short Thesis on Strategy By Our Voice By assenna on May 16, 2015 I thank the writers of the article for putting the effort to...
View Article“ንሽሕ ፈልጺ መእሰሪተን ሓንቲ ልሕጺ”
ዕለት 06/19/2015 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፤ ኣብ ዋሸንግቶን ዲሲ ነቲ ዓገብ ዝብለሉን ዝጣበቀሉን ሲኢኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን፡ ጥፍኣት መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ሚዲትራንያንን፡ ማሕረድቲ መንእሰያት ብዳዕሽን፡ ንዓለም ኣውያት ንምስማዕን ሓደ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንዕለት 06/19/15...
View Articleኣገዳሲ ኣገዳሲሓበሬታ 23.000 ሽሕ ግዜደወል ከድወልኢዩ።
[gview file=”http://assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Kelen.pdf
View Articleሓርነትን ጭቆናን
ኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኡ ናይ መውጽእ ሓራ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ተጨቊንካ ኣሎኻ ዚብሎ ህዝቢ ናጻ ከውጽእ ቅድሚ ምፍታኑ፡ ኣቐዲሙ ነቲ ዘቖሞ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ ኣፈናዊ ቅርጺ ከትሕዞ ምድላዩ ባህርያዊ እዩ። ቅርጺ ምትሓዝ ማለት ከኣ ወላ ብምርጫ ይኹን ኣይኹን፡ ኩሉ ግዜ መራሕን ተመራሕን፡ ስልጣን ዝሕዝን ነቲ...
View Articleኣባላት ባይቶ ጀርመን ብዛዕባ ኩነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ እንታይ ይብሉ’ለዉ?
እታ እተመዘት መርማሪት ሽማግለ ናይ ሕ/ሃገራት ጸብጻባ ብዛዕባ ኩነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻኣ፡ ብሰልፍታት CDU / ክሪስቲያናዊ ዲሞክርያስያዊ ሕብረትን ብSPD / ማሕበራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመንን ዝቘመ ልፍንታዊ መንግስቲ ጀርመን፡ ባይቶኣዊ ጕጅለኡ (fraction) ብዘቕረቦ እዋናዊ...
View Article“ኒሕካ ይበራበር”
ልቢ ኣይነቅጽን – ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን – ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን – ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ – ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ – ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ – የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ – ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ – ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ – ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና –...
View Articleዳግማይ ጅር ገደላ።
ዳግማይ ጅር ገደላ። 14.06.15፡ ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን “ዳስ ሓውያ” ኣብ ትብል ኣርእስትና ኣብ ዝቐረበ ጽሑፍ፡ ታሪኽ ብሉይ ጅር ገደላ ቆናጢርናዮ’ኳ እን ተነበርና እቶም መፈጸምታ ሂወት ናይ ሽዑ ጅር ገደላ ክትፈልጡ ዝደለኹም ኣይትተሃወኹ። ብዛዕባኡ’ሞ ብዙሓት ተወለድ ቲ ኮኑ ካልኦት ለባማት ስለዘለዉና ጸሓይና...
View Articleልቢ ህዝብና ደም ይነብዕ፡ ህግደፍ ይስዕስዕ
ይዝከረኒ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና ኣብ ዓውደ ኩናት ዝተማረኹ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ስርዓት ደርግ “ዝተማረኹ ወተሃደራት የብለይን’’ ኢሉ ህላወ ወተሃደራቱ ክኽሕድን ብሳልሳይ ኣካል ነጻ ዝተለቁ ምሩዃቱ ምቅባል ክሕሰምን። እዚ ሎሚ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ መወዳድርቲ ዘይብሉ ምግሃስ...
View Articleህዝቢ ኤርትራ ብስቕታ ዳግም ክቅጻዕ የብሉን!
ንማሕበረሰብ ዓለምን ንውልቀ ሃገራትን ዝቅየድ ሕግታትን ዝግባእ መሰላትን ጸዲቁ ኣብ ተግባር ክስርሓሉ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ብዘይካ ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ብሰብኣዊ ገበናት ዝተፈልጣ ሒደት ሃገራት ድማ፡ መብዛሕትአን ሃገራት ብመሰረት ኣህጉራውን ውሽጣውን ሕግታት፡ ሰብኣዊ መሰላትን ሓድሕድ ምክብባርን...
View Articleሞያ ስውኣትና ብህግደፍ ተረሲዑ
ዓመት መጸ 20 ሰነ፡ ሰማእታትና ንምዝካር፡ ሽምዓን ጥዋፍን ብምብራህ፡ ኣግራብ ብምትካል፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ብምጽላይ፡ ስድራቤቶም ብምሕጋዝን ካልእ ንጥፈታት ብምክያድን ክቡር ሞያኦም ንዝክሮ። ኣብ ዓለም ንህዝብኻን ሃገርካን ህይወትካ ምውፋይ፡ እቲ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ህያብ’ዩ። ስውኣትና ዝኸፈልዎ ልዑል...
View ArticleUpdated: ቅድሚ 23 ዓመት
ቅድሚ 23 ዓመት ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ: ኣብ ሕዳር 1978 ብሰራዊት ደርግ ተማሪኻ:: ኣብቲ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ኣእላፍ ሰራዊት ኣሰሊፉ ዝኸፈቶ ናይ ሰሜን ግንባር: ህዝባዊ ሰራዊት ብጅግንነት መኪቱ ሰብን ንብረትን የውጽእ ነበረ:: ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ ኣብ ብርጌድ 23 ተሰሊፋ ኣብቲ ኣብ...
View Article“ይድንጒ’ምበር ኣድግስ ናይ ዝብኢ ኢያ”
“ይድንጒ’ምበር ኣድግስ ናይ ዝብኢ ኢያ” 18.06.15፡ ካልኣይ መርድእ፡ ካልኣይ ቀብርን ካልኣይ ሃገራዊ ሓዘንን። ሓደ ግዜስ ዝብኢ፡ ኣድጊ ንኣእዛና ከምዝጠዓማ የማነ-ጸጋም...
View Articleጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ።
ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ...
View Articleትርጉም ዘይብሉ ጉዕዞ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ንጀነቭ –ኣብ ዓዲ-ዲሞክራሲ ኰይንካ ንዲሞክራሲ ምቀዋም?
ትርጉም ዘይብሉ ጉዕዞ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ንጀነቭ ኣብ ዓዲ-ዲሞክራሲ ኰይንካ ንዲሞክራሲ ምቀዋም? ኣብ ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ ፡ጨቋንን ተጨቋንን ዘለዎ ስርዓት፡ ተቓዋምን ደጋፍን ክህሉ ባህርያዊ ኢዩ። አብቲ ናይ መጀመርታ መድረኽ እቶም ተቓወምቲ ውሑዳት ኢዮም። እቲ ቅኑዕ ዓላማ ስለ ዝተዓጥቁ ግን እና በዝሑን እናሓየሉን...
View Article