ንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓሪ ዝቐረበ ቓል። እንኳዕ ናብ መበል 24 ዓመት፣ዕለተ- ነጻነትና ኣብጸሓና! ዮሃና “ ን ጸ ዋ ር ” ህዝብና!! እዛ ሎሚ መዓልቲ እነብዕላ ዘሎና፡መበል 24 ዓመት ዕለተ ነጻነትና፥ እንካብ’ተን ካልኦት፡ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዘብዓልናየን … more
↧