Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ

ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ፡ ኣዝዩ ግፍዐኛ ጕጅለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ቀንዲ ጸገሙ ብዘይካይ ብዛዕባ ጕዳይ ሃገር ዝምልከቶ ሰብ የሎን ብምባል፡ ምሕደራ ሃገር ንበይኑ ክብሕት ምድላዩ እዩ። ንሱ ከይኣኽሎ፡ ነዚ ነገር’ዚ ብሕጋዊ ኣገባብ ዘይኮነ ብደረጃ ውልቀምልኪ የካይዶ። ስለዚ፡ ደለይቲ ለውጢ ነዚ...

View Article


እምበር መዘክር። 2ይ ክፋል

… more

View Article


ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን

ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን                   ታደሰ ኪዳነ          24/07/2014   ኣእዛንና፣ ክትሰምዖ’ውን ዘይእመን ታሪኽ ካብ ዝሰምዓ ሓያሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። “ኤርትራውያን ብራሻይዳ ከም ጠለ-በጊዕ ይሽየጡ ኣለዉ። ኣብ ሲናይ ኮላሊት ኤርትራውያን ይሽየጥ ኣሎ። ኣብ ሳሃራ ክንድዚኦም ዝኣኽሉ ሰባት...

View Article

ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ

ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቃኤል ካብ ቅንኢ ተበጊሱ ንኣቤል ሓዉ ቀተሎ። እግዚኣቢሔር ከኣ፡ ኣቤል ሓውኻ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ። ንሱ ድማ፣ ኣይፈልጥን፡ ኣነ’ዶ ሓላው ሓወይ እየ? በለ። እንታይ ጌርካ ኢኻ?  ድምጺ ደም ሓውኻ...

View Article

ናይ ሕልና ባርነት

ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት...

View Article


ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….?

  ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓቂ ኣብዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ወሲደ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ነገር እንተሃልዩ ብዙሕ እዩ፡፡ ሎሚ ንኹሉ ሓደ ብሓደ ክዝርዝሮን ክኣትዎን ኣይደለኹን፡፡ እቲ ምንታይ ሓቂ ኣብ ዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቲ ናይ ሓምሳ ዓመታት ዝተመስረሐ ትያትሮታት...

View Article

ብዛዕባ ጽሑፈይ: ሓውኻ ኣበይ ኣሎን ኣህጉራዊ እምነታዊ ቅልውላው ኣህጉራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን –ነፍሰ ነቐፌታ

ብዛዕባ ጽሑፈይ ሓውኻ ኣበይ ኣሎን ኣህጉራዊ እምነታዊ ቅልውላው ኣህጉራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ነፍሰ ነቐፌታ ብዕለት 24.07.2014 ‘ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን’ ዘርእስቱ ዓንቀጽ ኣብ ኣሰና ኮም ኣውጺአ። ሽሕ’ኳ ዘይተጸረፍኩሉ ዓንቀጽ እንተዘየሎ፣ ሽሕ’ኳ ካብ’ዚ...

View Article

ሞዛይክ ኣርባዓ ዓመታት። 3ይ ክፋል እምበር መዘክር።

… more

View Article


ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን

ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን ኣኽብሮተ ካልኦት ካብ ነፍሰ ክብረት ይብገስ። እቲ ነፍሱ ዘየኽብር ንካልኦት’ውን ኣየኽብርን። እቲ ንካልኦት ዘየኽብር ድማ ኣብ መጠረስትኡ ነፍሱ የሕስር። “ምሳኻ ምንትራኽ ትሕቲ ክብረተይ’ዩ!” – እዚ እቲ ንርእሳቶም ኣብ ረሳሕ ጭቃ ቋንቋን ሕልናን ተግባርን ወዲቖም ንዓና’ውን ናብ’ቲ...

View Article


ሞዛይክ ኣርባዓ ዓመታት። 4ይ ክፋል እምበር መዘክር።

… more

View Article

ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ሓርነት ንምትንፋስ ኢዩ!!

… more

View Article

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ?   “There is no doubt that...

View Article

ቅሉዕ መተሓሳሰቢ : ምስጢር ናይታ ምስጢራዊት ጃልባ ብህጹጽ ክወጽእ ኣለዎ (ዝርዝር ኣስማትን ተለፎንን ዘለዎ)

… more

View Article


ኣለኹ ኣደ በላ!

ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ         *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ’ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ              *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ!   ሕድሪ ስውኣትና...

View Article

ሞዛይክ ኣርባዓ ዓመታት – 5ይ ክፋል፡

… more

View Article


ድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ?

ድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ? ሕጂኸ እንታይ ክንገብር ከም ዘለና እንዳተሓበርና፣ እንታይ ኢና ክንገብር ኢልና ክንሓትት ዲና? ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋሂዱሉ ከምዘሎ፡ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ’ዚ ዝሓላፈ 40 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ንሱ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን...

View Article

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል)

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ በይ-ኤርያ፡ ምስ ተቓወምቲ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ተደናገጽቱን ደገፍቱን፡ ፈስቲቫሉ ኣበይ ከምዝግበር ንኸይፍለጥ ተጸጊሙ፡ ኣተሓባብእን ጭርጭር ዓበደን ክጻወት እዩ ዝቐነየ። ኣብ  መጨረሽትኡ ዝቐነዮ ሕፍረት ከይኣኽሎ፡ ካብኡ ዝገደደ ኣብ...

View Article


ሃገራዊ ዕርቂ

… more

View Article

ለበዋ ን’ደራኺ ለውጢን ምዕባለን መንእሰይ ወለዶ፡

ዮውሃንስ ጸጋይ – ሎንዶን – 25 August 2014 ናይ ሎሚ ሓጺር ጽሑፈይ፡ ነቲ ደራኺ ለውጢን ሞዕባለ ሓደ  ሃገርን ዝኾነ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ዝዓለመት ኢያ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ማሕበራት መናአሰይ ማለት፡- EYSNS, EYSC ዓርቢ ሓርነት,…ወዘተ ዝፍለጣ ማሕበራት፡ ከምኡ’ውን ኣብ...

View Article

ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..? –ሳልሳይ ክፋል

 ሳልሳይ ክፋል               ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..? ቅድሚ ናብቲ ዘልዓልኩዎ እዋናዊ ዛዕባና ምእታወይ፡ ገለ ካብቲ ዝመጻኒ ኣዝዩ ብዙሕ ርእይቶታት ኣነ ውን ናተይ ትዕዝብትን ንእሽቶ ኣፍልጦይን ወስ ከብል፡፡ ብዙሓት ምስቲ ዘልዓልኩዎ ሓሳብ ዝሰማማዕ ጉዳይና ኣብ ሸንኮለል ኣይነእትዎ፡ ሕቶ ኤርትራ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live