ብዛዕባ ጽሑፈይ ሓውኻ ኣበይ ኣሎን ኣህጉራዊ እምነታዊ ቅልውላው ኣህጉራዊት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ነፍሰ ነቐፌታ ብዕለት 24.07.2014 ‘ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን’ ዘርእስቱ ዓንቀጽ ኣብ ኣሰና ኮም ኣውጺአ። ሽሕ’ኳ ዘይተጸረፍኩሉ ዓንቀጽ እንተዘየሎ፣ ሽሕ’ኳ ካብ’ዚ ዓንቀጽ’ዚ’ውን ክጽረፍ ምዃነይ እንተተጸበኩ፣ እቲ ብዝሕን ተመሳሳልነትን ኣሉታዊ መልስታትን፡ ብፍላይ ከኣ ብሓደ ‘ትንቢት ኢሳያስ’ን … more
↧