Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን

$
0
0
ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን ኣኽብሮተ ካልኦት ካብ ነፍሰ ክብረት ይብገስ። እቲ ነፍሱ ዘየኽብር ንካልኦት’ውን ኣየኽብርን። እቲ ንካልኦት ዘየኽብር ድማ ኣብ መጠረስትኡ ነፍሱ የሕስር። “ምሳኻ ምንትራኽ ትሕቲ ክብረተይ’ዩ!” – እዚ እቲ ንርእሳቶም ኣብ ረሳሕ ጭቃ ቋንቋን ሕልናን ተግባርን ወዲቖም ንዓና’ውን ናብ’ቲ ዝወደቑዎ  ጭቃ ክጎሱና ንዝጽዕሩ ሕሱራት፡ ምስ ተወዳኣና፡   እንህቦ መልሲ እዩ። ናብ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130