ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ፡ ኣዝዩ ግፍዐኛ ጕጅለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ቀንዲ ጸገሙ ብዘይካይ ብዛዕባ ጕዳይ ሃገር ዝምልከቶ ሰብ የሎን ብምባል፡ ምሕደራ ሃገር ንበይኑ ክብሕት ምድላዩ እዩ። ንሱ ከይኣኽሎ፡ ነዚ ነገር’ዚ ብሕጋዊ ኣገባብ ዘይኮነ ብደረጃ ውልቀምልኪ የካይዶ። ስለዚ፡ ደለይቲ ለውጢ ነዚ ጋሕማጥ ጕጅለ’ዚ ካብ ገጽ ምድሪ ሓግሒግና ክንኣልዮ … more
↧