ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓቂ ኣብዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ወሲደ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ነገር እንተሃልዩ ብዙሕ እዩ፡፡ ሎሚ ንኹሉ ሓደ ብሓደ ክዝርዝሮን ክኣትዎን ኣይደለኹን፡፡ እቲ ምንታይ ሓቂ ኣብ ዘይ ግዚኡ ሓሶት ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቲ ናይ ሓምሳ ዓመታት ዝተመስረሐ ትያትሮታት ኢሳይያስን ደቂ ዕቁቡን ኣፍና መሊእና እዚዩ … more
↧