Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን

$
0
0
ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን                   ታደሰ ኪዳነ          24/07/2014   ኣእዛንና፣ ክትሰምዖ’ውን ዘይእመን ታሪኽ ካብ ዝሰምዓ ሓያሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። “ኤርትራውያን ብራሻይዳ ከም ጠለ-በጊዕ ይሽየጡ ኣለዉ። ኣብ ሲናይ ኮላሊት ኤርትራውያን ይሽየጥ ኣሎ። ኣብ ሳሃራ ክንድዚኦም ዝኣኽሉ ሰባት ብጽምኢ ማይ ሓሪሮም። ካልኦት ድማ ብሸፋቱ ተጨውዮም ምስ ተወስዱ ደሃዮም የለን። ኣማኢት ጽዒና ዝነበረት … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130