Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል)

$
0
0
ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ በይ-ኤርያ፡ ምስ ተቓወምቲ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ተደናገጽቱን ደገፍቱን፡ ፈስቲቫሉ ኣበይ ከምዝግበር ንኸይፍለጥ ተጸጊሙ፡ ኣተሓባብእን ጭርጭር ዓበደን ክጻወት እዩ ዝቐነየ። ኣብ  መጨረሽትኡ ዝቐነዮ ሕፍረት ከይኣኽሎ፡ ካብኡ ዝገደደ ኣብ ፍሽለትን ክስራንን  እዩ ደምዲሙ። ንዓና ንደለይቲ ፍትሒ ግና፡ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ  በይ-ኤርያ ካብ ስሩ ተማሕዩ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130