Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….?

 ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ)...

View Article


ከም ዓረም ክሓልቡ! – (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል)

ከም ዓረም ክሓልቡ!                     (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል)   ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን...

View Article


መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን –ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት

መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት   ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን...

View Article

መግለጺ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ብዛዕባ ቤተክርስትያንን ኩነታት ሃገርናን –በጋጣሚ 20 ሰነ 2014

… more

View Article

ህግደፍን ቅዋምን

ህግደፍን ቅዋምን   ውልቀ መላኺ ኢስያስ አፈወርቂ ዝሓለፈ መዓልቲ ነጻነትና ብዛዕባ ምንዳፈ ቅዋም ክጅመር ምኻኑ ተዛሪቡ ነይሩ፤ ግን መጀመርታ ዝመጸካ ሕቶ እቲ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም  እንታይ ኮነ፧  እዚ ሕጂ ዝንደፍ ቁዋም ከኒ በየናይ መዓቀኒ እዩ ካብቲ ቀዳማይ ብዝበልጸ ሕጋውነቱ ዘመስክር፤ ናብቲ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ...

View Article


“ባዕለይ ተዘንጌዐ`የ!” –ብ ሃንቀውታ ወዲ ሃንስ (ካብ ኣስመራ)

መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን...

View Article

ጉዕዞ ንቦሎኛ ክንስዕስዕ ወይ ክንነብዕ?? – 1ይን 2ይን ክፋላት

… more

View Article

መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤

መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡  ካብ  ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ.  (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡  ካብ  ንሃገርን...

View Article


ኣይስወጠኩምንድዩ!? (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል)

ኣይስወጠኩምንድዩ!?   (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል)   ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን...

View Article


ቦሎኛ –መናሃርያ ቃልሲ ሓርነትና’ምበር መደልደሊ ጭቆናና ክትከውን ኣይግባእን

ቦሎኛ  – መናሃርያ ቃልሲ ሓርነትና’ምበር መደልደሊ ጭቆናና ክትከውን ኣይግባእን ዮውሃንስ ጸጋይ – ሎንዶን – 26 ሰነ 2014   ኣብ ዓቕመ-ኣዳም ዘይበቕዐት ንኡስ ዕድመይ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፈ፡ ብመትከልን ስነ-ሓሳብን ውድብ ህዝባዊ ግንባር ተሓጺበ፡ ኣብኡ ዓብየ ተጋዲለ፡ ሰንኪለ፡ ዝበሃግኩዋ ናጽነት ክርኢ...

View Article

“በረኸት ሃብተስላሰ ዝጸሓፎ ቅዋም ንየው በሎሎሎ!!!!!!!!”

“በረኸት ሃብተስላሰ ዝጸሓፎ ቅዋም ንየው በሎሎሎ!!!!!!!!“ ይቅረታ ብሓደ ስግንጢር ዝመስል ኣርእስቲ ጀሚረልኩም።ግን ብሓቂ ከም ቁምነገር ተሓሲቡ ዝተዘርበ እዩ።። ብኻልእ ዓይነት ቋንቋ ዝተዘርገሐ ቤላ-በለው ዓይነት ኮይኑ ከይስምዓኩም ብወረጃታት ማዕዶ ብቋንቋ ዓድናዝተዘርበ አዩ።እዚ ዘረባ እዚ ክዛረብ ዝኽእል ፍጡር...

View Article

ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ ኤርትራ ዝደንዘዘ መንፈስኩም ይበራበር።

… more

View Article

ሓድነት ዘይብሉ ህዝቢ ክሳቐ ይነብር

ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ “ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ” ክኸውን ኣለዎ እኳ እንተ ዘይበልና፡ ኣብ ገለ መድረኻት ናይ ሓባር ዓላማን ናይ ሓባር ጸላእን ክህልዎ ናይ ግድን ኢዩ። ኣብዚ መድረኽ’ዚ ነቲ ዝፈላሊዮ ንወሰን ሓዲጉ በቲ  ዘራኽቦ ሓቢሩ ክሰርሕ ናይ ግድን ይኸውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ናይ...

View Article


ዕብዳንን ሓቅን ገጽንገጽ ክፋጠጣ

ዕብዳንን ሓቅን ገጽንገጽ ክፋጠጣ   ህግደፍ ነታ ትልኽ ትብል ዘላ ሕይወቱ ትንፋስ ንምስኳዕ ካብ ነዊሕ ጀሚሩ፡ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሽም ሰማእታትን ብሽም ምድምሳስ ናደውን ውቃውን እትን እናበለ ፌስታቫል ኣዳልዩ፡ደረፍትን ሳዕሳዕትን ብምውዳብ ኣንፈት ህዝቢ ንምጥምዛዝ ብዙሕ ፈቲኑ’ዩ። ኣብ ወጻኢ  መሳርሒ ብዝኾኑ ሰባት...

View Article

ኣሽካዕላል ዳንኼራ ህግደፍ: 7/2014 አብ ቦሎኛ

… more

View Article


ኣስመራ ዘመነ ትንሳኤ!!

… more

View Article

ናይ ደገፍ መልእኽቲ ህዝባዊ ምልዕዓል ሰሜን ኣሜሪካ ንተባዕ መልእኽቲ ካቶሊካዊ ጳጳሳት ኤርትራ

ናይ ደገፍመልእኽቲ ህዝባዊ ምልዕዓል ሰሜን ኣሜሪካ ንተባዕ መልእኽቲ ካቶሊካዊ ጳጳሳት ኤርትራ ክቡራት ካቶሊካዊ ጳጳሳት ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ልዑል ኣምላኽ ንዝተዋህበኩም ሕድሪን ሓላፍነትን ኣብ ምሉእ ፍቕርን፣ ሓቅን፣ ፍትሕን ዝተመርኮሰ፣ ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ዝኹሕኩሕ መልእኽቲ ሕልናን ሓልዮትን ብምምሕልላፍኩም ክብ ዝበለ...

View Article


ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት ንኹሉ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ...

View Article

ኣብ ጓይላ ዝተጸምደ ስርዓት

ኣብ ጓይላ ዝተጸምደ ስርዓት   ጓይይላ፤ሳዕሳዒት፡ ኣውሎ፤ዎየ ወዘተ ካብቲ ባህልታት ናይ ሓደ ሕበርተ-ሰብ ኢዩ። ከተዘውትሮን ክትዕቅቦን ግቡእ ኢዩ። ጓይላ ኣብ ፍሉይ ኩነታት ከም ኣብ ኣወደ-ኣመት፤ መርዓ ወዘተ ክትጥቀመሉ’ውን ባህርያዊ ኢዩ። ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዝረአ’ውን ኢዩ። እንተ ኮነ ግን ሓደ...

View Article

ንግደትሲ፡ እምበር መዘክር። 1ይ ክፋል፡

… more

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live