ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃልልምርጫወሲዱ፡ ፤ንፋስሓርነትከየተንፈስናንህዝብንሃገርንኣብናይጎረባብቲኩናትከቲቱህዝቢኤርትራኣብኣደራዕወዲቑ፡ … more
↧