ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ’ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ! ሕድሪ ስውኣትና ቃልካ ከይትፍጽም ጸላም ተጎልቢብካ ካብ ሬሳ ክትሃድም ክሳዕ መዓስ ኢኻ ብስደት ክትሓልም ተበራበር’ንዶ … more
↧