ደቀይ ተንስኡ’ባ!?
ደቀይ ተንስኡ’ባ!? እዚ ህዝብስ ደሓን፡ ፈሪሁ ርዒዱ ምልኪ ከየሕቕቖ ኣብ *ካፍሮት ቀፊዱ *ንእሽቶ ጉድጓድ ሕማቕ እናረኣየ ይደፍኦ ክሳዱ፡ ንኣይ ግን ኣስመራ እንታይ ኣፍሪሁኒ ዓገብ እንተ በልኩ ሰላም ክህበኒ ካብዚ ንላዕሊሲ እንታይ ከይመጸኒ!? ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ...
View Articleመልቀስ ኣብራሃም ገብረ ገርግስ (M.I.T) –ብ ሃይለ ገብረትንሳኤ
መልቀስ ድሓን ኩን !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ኣብራሃም ገብረ ገርግስ (M.I.T) ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ኣነ!!!!!ወየ!!!ኣነ!!!!!! መርድእ በጺሑና ብጸላም ብለይቲ ካብ ንዩዮርኪ ያኢ!! ተላእከ! መልእኽቲ ማኣዉይቲ ተላኢኹ ገስጊሱ ብለይቲ ንኹሊ ፈታዊ ክንገር ብትዕግስቲ ዓቢ ሰብ ሞይቱ!!...
View Articleኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? –ሓምሻይ ክፋል
ሓምሻይ ክፋል ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? ሓምሻይ ክፋል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ኣብ ድሮ እቲ ጸሊም ናይ ታሪኽ መዝገብ፡ ድሮ 18 መስከረም የዳልዎን ይዝርግሖን ብምህላወይ፡ ነቲ ዕለት ዝያዳ ከድህበሉ ክግደድ እየ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ሃዋርያ...
View Articleደቀይ ተንስኡ’ባ!?
ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ? ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ደብሱ ደቀይ ተንስኡ’ባ ፍትሒ ከተንግሱ! ኢላ ጀሚራ ኣላ’ወ ኣስመራና ቁጠዐኣ ክትገልጽ። ክሳዕ ሕጂ ደቃ’ዮም ይዛረቡላ ኔሮም፡ ሎሚ ግን ባዕላ’ያ ትደጒዕ ዘላ! ካልኣይን ናይ መወዳእታን...
View Articleሳዕቤነ ከበሳ
ሳዕቤነ ከበሳ (The Plateau Effect) ስለምንታይ ጋም ማን? |ሓድሓደ ጊዜ ኣብ ዝቈምናዮ ንሽከል። ብርቱዕ ጽዒትና’ውን ኣብ ውልቃውን ዕላውን ሞያታትናን ዕላማታትናን ኣይንዕወትን። ንሸቶታት ውልቃውን ትካላውን ህይወትና፡ ንሕልምታትና ንድሕሪት ንድርኾም። ዝምድናታትና ምስ ሰባት ልዕሌናን ትሕቴናን ይድስክል።...
View Articleቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ
ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ ድሕሪ’ቲ ንዓለም ዘሰምበደ፡ ኣብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ንምዝካር “ብትረ-ኦቶብረ” (ሰለስተ ጥቅምቲ) ዝጽውዑ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ኢጣልያን ውህደት ንደሞክራስያዊት ኤርትራን (Coordinamento Eritrea...
View Articleሓድጊ ህግደፍ (PFDJ’S Legacy) 2ይ ክፋል።
ሓድጊ ህግደፍ (PFDJ’S Legacy) 2ይ ክፋል። 29-09-14:: ይሙን ቅጭን፡ ናይ ሕጊ ነገር ንሕጊ ገዲፍካ ብኣከያይዳ ወይ ሕጊ ናይቲ ሰልፈይ፡ መንግስተይ ትብሎ ኣጀንዳ ዕንወት እናመረሽካ ተመ ሓድራ ሃገርሲ እንታይ ክሳብ ትመስለልና ክንጽበየካ ኢኻ ሽዑ ከይኣክል ኣብ ቦሎኛ ንመጻኢ’ውን ኩሉ...
View Articleመርሃዊተይ!
መርሃዊተይ! “ካብ ኣፍ ገደል ንፋስ፡ ካብ ኣፍ ሰብ ትንፋስ ኣየቋርጽን’ዩ!” ከም ዚብሃል፡ ካብ ጃንዳ ህግደፍውን ጓይላን ዳንኬራን ኣየቋርጽን’ዩ። በዚ መሰረት ከኣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ጉጅለ ጓይላ ብስም ጉባአ ሃማደኤ፡ ንወ/ሮ ለተጽዮን ብወ/ሮ ኣመተጽዮን ንምትካእ ኢሉ፡ ጓይላ ክገብር ከም ዝቐነየ ብመራኸቢ ብዙሃን...
View Articleንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት...
ንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ። ሓደ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ብምውህሃድ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ናይ ሃገሩ ብዝግባእ ናብ ረብሕኡ ብምቕያር፡ ናብ ጎደና ዕብየትን ምዕባለን ንኸምርሕ...
View Articleሓቛፊት ደርሆ’ኳ !
ሓቛፊት ደርሆ’ኳ ! ‘ኣታ ሓዞ! ሓዞ’ንዶታ!’ ‘ኣልግስ ፈንወኒ ኣይትሓዘኒ!’ ‘ኣንታ ቀስ’ንዶ በል! ደሓንዲኻ!?’ ‘ከሊየኒ ያኣኸ! ከሪአካ’የ ስራሕካ ኣታ ሓሳዊ! ኣሕዋትና ብሰንክኹም ይጠፍኡ ኣለዉ!’ ብምባል፡ ዋዕዋዕ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም ኢና ኣነን ናስር ዓርከይን ብስንባደ ካብቲ ተቐሚጥናሉ ዝነበርና ሰድያ...
View Article03 ጥቅምቲ፡ ንዝኽሪ ግዳያት ስደት
03 ጥቅምቲ፡ ንዝኽሪ ግዳያት ስደት ኣብ’ዛ እንነብረላ ዓለም ብዙሓት ህዝባውያን፡ ሃገራውያንን ዓለምለኻውያንን ባዓላት ክባዓሉ ንዕዘብ። እቶም ባዓላት ናይ ገዛእ ርእሶም መንቀሊ ታሪኽ ዘለዎም ኮይኖም፡ ገሊኦም መሰልን ክብርን ናይ ገለ ኣካላት ናይ ሕብረተሰብ (መሰል ደቂ-ኣንስትዮን ቆልዑን) ንኽረጋገጽ መጸዋዕታ...
View Article