ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቃኤል ካብ ቅንኢ ተበጊሱ ንኣቤል ሓዉ ቀተሎ። እግዚኣቢሔር ከኣ፡ ኣቤል ሓውኻ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ። ንሱ ድማ፣ ኣይፈልጥን፡ ኣነ’ዶ ሓላው ሓወይ እየ? በለ። እንታይ ጌርካ ኢኻ? ድምጺ ደም ሓውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ ኣሎ። ሕጂ ድማ … more
↧